У нас вы можете посмотреть бесплатно Faytinga - Megesha (Official Video) или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
Eritrean love song by Faytinga in Tigrinya Singer: Faytinga Access and follow Faytinga through these social media platforms👇🏾 https://linktr.ee/faytinga Lyrics: Samuel Almeida Melody : Goitom Negassi Lyrics መገሻ ... መገሻታት በዚሑ ፡ ፍቅዲ ዘይብሉ ፈሪሑ ፈሪሑ ፡ ልበይ ተሻቂሉ ናይ ነገር ደሓን 'ዶ ትብሎ፧ እንድዒ 'ኸ ፡ የቅልሎ የቅልሎ... እንታይ ተረኽበ ፡ ክንድዚ ዘግይሽ፧ ከመይ ድዩ ሓወይ፧ ተጠራጢረ ሕጅስ፧ ናበይ ትኸይድ ፡ ኣበይ ትኣቱ፧ መዓስ ትምለሰኒ ፡ ሰዓቱ መዓልቱ፧ ሚስጢር'ዩ ... ጠፊኡኒ'ሎ ብልሓቱ። ባህሪ ስራሕካ ፡ ኣይዕድምን'ዩ ንመገሻ ኣይትሸፍጠኒ ፡ ኣይምሰልካ ዓሻ! ተራኢኻ ኢኻ ፡ ኣለኻ ኣብዚ ከተማ እዝነይሲ ሰሚዓ እያ፡ ብዛዕባኻ ዘሕምማ። ኣብቂዑ ድዩ ፍቅረይ ፡ ፍቅርና ኣእኪሉ ገዛኻ ዘጽልእ፡ በይን ደኣ ቦቂሉ፧ ስቅታይ ትዕዝብቲ'ዩ ፡ ርእየዮ ኣጋዉላኻ ቅድመ-ምድላዋት ፡ ይመስል ኣካይዳኻ። ኦ! ንግሆ ንግሆ ፡ ጸሓይ ኣብ ምቅልቃላ ሰፈልፈል'ያ ትብል ፡ ልበይ ክኾነላ ጀበናይ ኣዋዲደ ፡ ምስ ፈናጅላ ፍጭም ይብል'ሞ ፡ ንስኻ ግን ወይከ!....ዋላ ዋላ። ትሰርሕ የለኻን ፡ ጹቡቅ ግብሪ ካብ መዓስ ይፈልጠልካ ፡ ዘዋሪ እግሪ ክተንሳሕብ ደሊኻ ፡ ክተዝልቅ ካብ ፍቅሪ ትሃስየኒ ኣለኻ ፡ ተእትወለይ ቁሪ ግደፍ ግደፍ ፡ ዓይኒ ኣለዎ ፈጣሪ። Copyright (C) 2012 Dahab Faid Tinga (Faytinga) #eritreanmusic #eritrea #tigrinyamusic #eritreanartists #eritreanwomen #africanmusic #eastafricanmusic #worldmusic #musiquedumonde