У нас вы можете посмотреть бесплатно ንቡር ፈቲኑ ንክበሃል ኢየ'ምበር፣ ፍቕሪ ዝበሃል ኣይነበረንን!!/ስለምንታይ ኢና ግን ንምርዖ? или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ንቡር ፈቲኑ ንክበሃል ኢየ'ምበር ፍቕሪ ዝበሃል ኣይነበረንን!!/ስለምንታይ ኢና ግን ንምርዖ? እዚ ቪድዮ፡ ስለምንታይ ኢና ንምርዖ ዝብል ኮይኑ ፣ ክንምርዖ ወይ ንሓዳር ክንሓስብ ከለና፣ ብኩሉ መለኪዒታት ብፍላይ ድማ ኣካላውን ስነ-ኣእምሮኣውን ድሉዋት ኴንና ነቲ ሓዳር እንተዘይኣቲናዮ ኣብ ጉዕዞ ሓዳርና ዘሎ መሰናኽላት ክንገጥሞ ክኸብደና ስለዝኽእል ብኹሉ መለክዒታት ድሉዋት ኴንና ክንኣትዎ ኣለና። ዝበዝሕ ሰብ ንሓዳር ብዘይ ዝኾነ ንጹር ዕላማን ምኽንያትን ስለዝኣትዎ፣ ኣብዚ ቪድዮ ንጠቕሶም ሓደ ምኽንያት ጥራይ ተደፋፊእካ ምእታው ሃስይ ኡ ዓቢ ስለዝኾነ፣ ንጹር ምኽንያት ከነቐምጥ ኣለና። ስለምንታይ ኢና ንምርዖ ንዝብል ሓሳብ ድማ ኣብ 5 ምኽንያታት ጸሚቀ ኣቐሚጠዮ ኣለኹ ሰናይ ምክትታል። 1. ፍቕሪ 2. ውሕስነትን ምትሕግጋዝን 3.ቆልዑት ምውላድ 4. ማሕበራዊ ልምድታት 5. ሃይማኖት እዞም 5 ምኽንያታት እቶም ናይ ናይ መርዓ መደባት ዘለኩም ንሓሳብኩም ከራጉድልኩም ስለዝኽእሉን ፣ ፣ ነዛ ቪድዮ ብምዕዛብ ጉድለታትኩም ኣለሊኹም ንቕድሚት ክትብልሉ ትኽእሉ ኣዝዩ ብሉጽ ሓሳባት ስለዘሎ ተገዲስኩምን ጊዜ ሂብኩምን ረኣይዎ። እቲ ጉዕዞ ኣዝዩ ዘሰክፍን ኣድካምን ክመስል ይኽእል እዩ፡ ግን ሓደ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ነገር፣ ነፍሲ ወከፍ ዓቢ ጉዕዞ ብንእሽቶ ስጉምቲ እዩ ዝጅምር። ስለዚ፡ ቀዳማይ ስጕምቲ ክትወስድ ድሉው ኩን። @dreambigmeharichannel @BAHGNATV @ellarecords @shigeyentertainment9517 @YonasMaynas @ATAMedia @HDMONANEBARIT @BurukTv @neshnesh_show @zomaychannel @zarafltet @gereemunentertainment @gDrar