У нас вы можете посмотреть бесплатно ኣሜነይ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣሜነይ ኣሜነይ ዝገልሀ ጭንቀተይ ደፊኑ ብፍቕሩ እዩ እምበር ብስርሐይ ዶ ኾይኑ ኣርምሞ ዝሓልፍ እንተይ ቃል ኣለኒ መሊሰ እንትሓስቦ ንብዓት ይመፀኒ መዓልቲ እንትፈርስ ዕንይንይ ትገንሖ ዝወደቐ ኦም ምሳር እንትበዝሖ ኣብ ጎኑ ደው ይብል ይሰምዕ ናይ ልቡ ሰብ ንዘይብሉ ሰብ ኣማኑኤል ሰቡ ኣሜነይ ዝሃብካኒ ኣሜን ኢኻ ጎይታ ኣይሓልፎን ዝበልኩ ሪአዮ ሓሊፉ መዓልቲ ፈተናይ ድኻመይ ዓሪፉ ነዚ ዘርአየኒ ኣይኮነን ዕድለይ ካብ ጎይታይ እዩ ኹሉ ካባይ ልኾን የለይ ኣሜነይ ዝሃብካኒ ኣሜን ኢኻ ጎይታ ካብኡ ዝረሓቓ እንተለዋ መርከባት ጎይታ ዝቖመላ ሃስዮማ ማዕበላት ኣድሕነኒ እንትብሎ ኣእዳው ዘርገሐ ህድኣተይ መሊሱ ፀልማተይ ኣውገሐ ኣሜነይ ዝሃብካኒ ኣሜን ኢኻ ጎይታ ንምንታይ ይፍተን ዝኣምን ብጎይታ ናበልኹ እንትነብዕ ተመንጢለ ባህታ ለካስ ዝዓበየ ፀጋ ኣዳልዩለይ እንሆ ዕልልታ መሊእዎ ኣፈይ ኣሜነይ ዝሃብካኒ ኣሜን ኢኻ ጎይታ