У нас вы можете посмотреть бесплатно ነዚ ወዲ ዘጋጠሞ ዘሕዝን ፍጻመ I እንታይ ንመሃር? или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
እዚ ሕጂ ንርእዮ ቪድዮ ኣብ እስራኤል ንኣስታት 14 ዓመታት ዝነበር ዝነበረ ኤርትራዊ ሓውና ዮሓንስ…… ዘጋጠሞ ዘሕዝን ፍጻመ ዝምልከት ባዕሉ ዘዘንተዎ ቃላ’ዩ። እታ ቪድዮ ኣዝያ ህስስ ዝበለትን ድምጺ ውን ብዙሕ ንጹር ስለ ዘይኮነ፣ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ዝተዛረቦ ቃል ኣብ Description link ክግደፈልኩም’የ። መጀመርያ ናቱ ቃል ክንሰምዕ ኢና፣ቀጺልና ቀንዲ መረረታት ኣውዳት ኣብ ልዕሊ ኣዋልድ፣ ከምኡ ውን ኣወዳት ዝገብርዎ ጉዳት ከንስዕብ ኢና፣ ኣብ መወዳእታ ከኣ እንታይ ደኣ እንተተግበረ ይሓይሽ ብዝብል ክግበር ኣለዎ ዝብሎ ኣርባዕተ ነጥብታት ከቕረብ እየ፣ ሕጂ ግን ናብቲ ዮሃንስ ዝተዛረቦ ቃል ከብለኩም፣ ሰናይ ምክትታል። ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ዝተዛረቦ ፥ https://vm.tiktok.com/ZMhhkEcSc/ ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ YouTuber ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ https://mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: / @aklilu.hmichael