У нас вы можете посмотреть бесплатно ኮስታ ሪካ፦ እታ ሰራዊት ዘይብላ ሰላማዊት ሃገር ! 🇨🇷✨ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣብዚ ዓለምና ብውግእን ብናይ መሳርሒታት ውድድርን ተናዊጻ ዘላ እዋን፣ ሰራዊት (Military) ዘይብላ ሃገር ክትህሉ ትኽእልዶ? እዛ ሃገር እዚኣ ኮስታ ሪካ ትበሃል። ንልዕሊ 70 ዓመታት ሰራዊታ በቲና፣ እቲ ንጥይት እትጥቀመሉ ዝነበረት ገንዘብ ግን ንመጽሓፍን ንሕክምናን ኣውዒላቶ። ኣብዚ ቪድዮ ፋና ዓለም ዝስዕቡ ነጥብታት ክንርኢ ኢና፦ ንምንታይ እያ ኮስታ ሪካ ሰራዊታ ክትበትን ወሲና? እቲ ንሰራዊት ዝወጽእ ዝነበረ ቢልዮናት ዶላራት ናብ ምንታይ ተቐይሩ? ጸላኢ እንተመጺኡኸ ኮስታ ሪካ ከመይ ጌራ ትከላኸል? ምስጢር እቲ "ፑራ ቪዳ" (Pura Vida) ዝበሃል ሕጉስ ናብራ ህዝባ። ቪድዮና እንተፈቲኹምዎ Like ክትገብሩን፣ ንዝያዳ ተመሳሰልቲ ቪድዮታት ድማ ፋና ዓለም ሰብስክራይብ (Subscribe) ክትገብሩ ኣይትረስዑ። ሓሳብኩም ኣብ ኮመንት ኣካፍሉና። #ኮስታሪካ #CostaRica #ፋናዓለም #ታሪኽ #Tigrigna #Documentary #ሰላም #ዘገርሙሓቅታት #PuraVida