У нас вы можете посмотреть бесплатно Teddy Press ህሉዉ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሰላም ኩቡራት ተኸታተልቲ፡ ገለ ኽፋል ናይ’ቶም ኣብ ሚድያ እንነጣጠፍ ከምዚ ኢልና ብሓደ ክትርእዩና ከለኹም፡ ብርግጽ ብዙሕ ባህ ዘብልን ተስፋ ዝህብን እዩ። እቲ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ኩነታት ናይ ሃገርናን ከባቢናን ከም’ቲ ትሰሞዎን ትርእይዎን ዘለኹም እዩ። እንታይ ክፍጠር ከምዝከኣል’ውን ብርግጽ ዝፈልጦ ሰብ የልቦን። ብዝኾነ፡ እዞም ኣብዚ ስእሊ ትርእዩና ሰባት፡ ኣብ ገለ ኣገስቲ ዝበልናዮም ጉዳያት፡ ጽባሕ ሰንበት 22 ለካቲት፡ ሰዓት 3፡ ድ.ቀ. ብኒዉ ዮርክ ወይ ሰዓት 9 ምሸት ብበርሊን፡ ዘሎና ሓሳባት ከነካፍል ኢና። እዚ መደብ፡ ብኹሉ ቻናላት ከምኡ’ውን ብናይ ኤሪፒኤም ከምእዉን ብኣክሱማዉያን ኔትዎርክ ሳተላይት ተለቪዥን ናብ ህዝብና ክመሓላለፍ እዩ። ብድሓን ምጹ። እቶም ኣብዚ ዘይተሳተፍኩም ዘለኹም ሰብ ሚድያ፡ ኣብ ካልእ እዋን ተመሳሳሊ መደባት ክንገብር ክንፍትን ኢና።