У нас вы можете посмотреть бесплатно ብመጀመርታ፤ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ምእዛዝ ተማሃር ንተግባራት ሳዕቤናት ሰለ ዘለዎ። ክሪስ ንኣቦኡ ብዘይ ምእዛዝ፡ ናብ ቤት ምርምር ኣቶ ኳንተም ኣቲዩ ነቲ ልዑል ምስጢር ዘለዎ ፕሮጄክት ዳርጋ ኣዕነዎ። ብሉጽ መጽሓፍ ንክሪስን ጆይን ጊዝሞን ንውድቀት ሳጥናኤል ካብ ሰማይን ናብ ሰይጣን ምቅያሩን ክርእዩ ተጓዕዞም። ሰይጣን ናብ ምድሪ ምስ ተደርበየ ከም ተመን ተመሲሉ ንኣዳምን ሄዋንን ንኣምላኽ ንኸይእዘዙ ይፍትኖም። ኣዳምን ሄዋንን ኣብታ ፍጽምቲ ዓለሞም ብገዛእ ዘይምእዛዞም ዘምጽዎ ዕንወት ክሪስ ጆይ ጊዝሞ ይዕዘቡ። ብሉጽ መጽሓፍ ንደቅና ናብ ገዝኦም ትመልሶም ነገር ግን ምስቲ ኣገዳሲ ዝኾነ መልእኽቲ ብዛዕባ ፍቅርን ምሕረትን ኣምላኽ ትገድፎም። ዋላ እኳ ፕሮፌሰር ብዘይ ምእዛዝ ወዲ እንተ ሓዘነ ንወዱ ግን ይቕረ ይብለሉ። ክሪስ ድማ ነቲ ብሰንኪ ዘይምእዛዙ ዝመጸ ውጽኢት ክኽሕስ ይደሊ።