У нас вы можете посмотреть бесплатно "ዝወሃበና ሃፍቲ(ውርሲ)ክንእሰና እዩ ኢሎም ንወላዲቶም ዝቐተሉ ክልተ ኣሕዋት!" или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
አይተ ሃይለ ኪዳነ ይብሃሉ ናይ ሎምዓንቲ በዓል ታሪክና አብ ከተማ #ዓዲ ዳዕሮ እዮም ዝነብሩ ምስ በዓልቲ ገዚኦም ወ/ሮ ህይወት ብምኳን ብስራሕ #ሕርሻ ድማ ይመሓደሩ ነይሮም ብዙህ ጊዜ ናይ ልምዓት ሓርበኛታት ተባሂሎም ብኢ/ያ ደረጃ ተሸሊሞም እዩም #ሞዴል ሓረስቶት ብዝብል፡፡ ህይወት አጋጣሚዓ ብዙህ እዩ ክልተ ደቆም ብህይወት ከለው #ውርሲ ሓቡና ብዝብል ምስ ወለዶም ንነዊህ ዓመታት ዝፈጠርዎ ቅርሕንቲ መጨረሽኡ ንወላዲቶም #ብምቅታል ተዛዚሙ፡፡ንወላዲ አብኦም እውን ብካራ #ሓሪዶም ደርብዮሞ ግን ድማ ብህይወት ተሪፉ ሕዚውን አብ ፀገም አለኩ ህዝቢ ትግራይ ፍረዱኒ ይብሉ አለው እዞም አቦ፡፡