• ClipSaver
  • dtub.ru
ClipSaver
Русские видео
  • Смешные видео
  • Приколы
  • Обзоры
  • Новости
  • Тесты
  • Спорт
  • Любовь
  • Музыка
  • Разное
Сейчас в тренде
  • Фейгин лайф
  • Три кота
  • Самвел адамян
  • А4 ютуб
  • скачать бит
  • гитара с нуля
Иностранные видео
  • Funny Babies
  • Funny Sports
  • Funny Animals
  • Funny Pranks
  • Funny Magic
  • Funny Vines
  • Funny Virals
  • Funny K-Pop

ናይ ፍቕሪ ሕጊ ሰብ እዩ መስትያትካ скачать в хорошем качестве

ናይ ፍቕሪ ሕጊ ሰብ እዩ መስትያትካ 5 месяцев назад

скачать видео

скачать mp3

скачать mp4

поделиться

телефон с камерой

телефон с видео

бесплатно

загрузить,

Не удается загрузить Youtube-плеер. Проверьте блокировку Youtube в вашей сети.
Повторяем попытку...
ናይ ፍቕሪ ሕጊ ሰብ እዩ መስትያትካ
  • Поделиться ВК
  • Поделиться в ОК
  •  
  •  


Скачать видео с ютуб по ссылке или смотреть без блокировок на сайте: ናይ ፍቕሪ ሕጊ ሰብ እዩ መስትያትካ в качестве 4k

У нас вы можете посмотреть бесплатно ናይ ፍቕሪ ሕጊ ሰብ እዩ መስትያትካ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:

  • Информация по загрузке:

Скачать mp3 с ютуба отдельным файлом. Бесплатный рингтон ናይ ፍቕሪ ሕጊ ሰብ እዩ መስትያትካ в формате MP3:


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru



ናይ ፍቕሪ ሕጊ ሰብ እዩ መስትያትካ

ሰላም ጥዕና ፣ ፍቕሪ ፣ ዓወትን በረኸትን ይሃበለይ ። ኣሰልጣኒ ስነ ልቦና ረዳኢ ገብረስላሴ ይብሃል ። ኣነ ረዳኢ ገብረስላሴ best life motivation ናይግሊ ስብእና መሰልጠኒ ብዓል ቤት ፣ ናይ ስልጠና ስርሐይ በየናይ መንገዲ ኣገልግሎት ከም ዝህብን እንታይ ጥቕሚ ከምዘለዎ ክገልጸልኩም ከለኹ ደስ ይብለኒ ። ክሳዕ መወዳእታ ምሳይ ኣብ ትጸንሑሉ ንሂወትና ኣብ ርእስና ብምስራሕ እንቕይረሉ መንገዲ ክሕብረኩም እየ ። ሰናይ ንባብ ። ብረዳኢ ናይ ስነልቦና መሰልጠኒ ብድሆታትና ንምስዓርን ድሊታትና ንምርካብ ዓቢ መፍትሒ ኣቕሪቡልናሎ ። እዚ ንጹር መፍትሕ ውሽጢ ሕልናና ምቕራጽ እዩ ። እዚ ውሽጢ ሕልናና ምቕራጽ ወይ ፕሮግራማትና ምቕራጽ እዩ ፣ ሸቶታትና ንኽነሳኽዕ ዝረድኣና ናይ Neuro linguistic programming and hypnotherapy sains መሰረት ዝገበረ ስልጠና ኣቕሪቡልናሎ ። ናይግሊ ስብእና self development ማለት ኣእምሮና ከመይ ከም ዝሰርሕ ምፍላጥን ምጥቃምን ማለት እዩ ።ብዙሕ ሰብ ኮምፑዩተሩ ወይ ስልኩ ከመይ ከምዝሰርሕ ይፈልጥ ፣ ኔክቶፑ ውስጠ ሕልናኡ ግን ከመይ ከምዝሰርሕ ኣይፈልጥን ወይ ኣይተማህረን ። ምስ ስልክና ሓቢሩ እንገዝኦ ማንዋል ስልክና ብቐሊሉ ከመይ ክንጥቀም ከም ዘለና ስለዝሕግዘና እዩ ። ካብ ግዜ ንእስነት ክሳዕ ልዕል ዝበለ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ውሽጢ ሕልናና ከምዚ’ዩ ዝሰርሕ ዝብል ብዘይምንባሩ ብዙሕ ሰብ ብግምት ወይ ብዘይአፍልጦ እዩ ዝጥቀመሉ ። ሽዑ ዝደልዮ ከይኮነሉ ክተርፍ ከሎ ዕድለይ’ዩ ኣይተመረቕኩን ዘይኮነለይ ወዘተ ቃላት ብምጥቃም ብምስባብ ይነብር ። ንኣብነት ስደት ከይድና ዓቢ ምንዮት ምስኻዕ ንደሊ ግን ኣይንኽእልን ፣ ብሉጽ ፍቕራዊ ሂወት ፣ ልዑል ኣታዊ ፣ ጸብለል ዝበለ ናይ ፍልጠት ጽፍሒ ብንቑሕ ሕልናኡ ይደሊ ግን ኣይረክብን ከምኡውን ብ ሸውዓቲኡ ናይ ሂወት ምዕራፋቱ ብማዕረ ኣይከደሉን ወይ ኣይዕወትን ። ናይዚ ስልጠና ዋና ዓላማ ናይዚኦም ድሌታትና ኣብ ውሽጢ ሕልናና ንኽንወቅር ብተግባር ኣሰልጢኑ የኽእለና ። ብዙሕ ሰብ ብኹሉ ናይ ሂወት ምዕራፋት ዕዉት ንሙኻን ዝተፈላለየ ፈተነታት ይፍትኑ ግን ናይ ሂወት መኣዝኖም ኣይረኽቡን ። ንኹላህና ፈጣሪ ውስጠ ሕልና ዓዲሉናዩ ። ከመይ ከም ዝሰርሕ ፈሊጥና ምጥቃም ብጽሒትና እዩ ። እዚ ናይ ረዳኢ ገብረስላሴ ናይግሊ ስብእና መሰልጠኒ ፣ ነዚ ኣብ ሂወት ሰባት ዘሎ ሃጓፋት እንዳመልአ ኣብ ሃገርናን ኣብ መላእ ክፍላት ዓለም ንዝርከቡ ሕብረተሰብና ነዚ መፍትሕ ሂወትና ዝኾነ ስልጠና ኣዳልዩልና ኣሎ ። እዚ ብረዳኢ ዝፍለጥ መሰልጠኒ ማእከል ዓመታዊ በማኢት ዝቑጸሩ ሰልጠንቲ ዘሰልጠነ ማእከል እዩ ። እዚ መሰልጠኒ ማእከል ሰለስተ ደረጅኦም ዝሓለዉ ናይ ስልጠና ክፍልታት ኣዳልዩልና ኣሎ ። ናይ መጀመርታ ናይ ስልጠና ክፍሊ ድንቂ ሂወት ይብሃል ። እዚ ስልጠና ንዓወት ናብ ደገ ካብ ምርኣይ ኣንፈትና ናብ ውሽጢ ብምቕያር ቅኑዕ ዝኾነ መንነትና ንኽንርኢ ዝሕግዘና እዩ ። እዚ ስልጠና ኣብ ቅድሚ እግዝኣብሄር መን ከም ዝኾናን እግዚኣብሔር ዝሃበና ክእለት ብምግንዛብ ናብዛ ምድሪ ክንመጽእ ከለና ዝተዋህበና ናይ ሂወት ዕላማና ንኽንረክብን ከምኡውን ሸውዓቲኡ ናይ ሂወት ክፍልናን ድሌታትናን ንኽነማልእ ዘኽእለና ስልጠና ይህበና ።ከምኡውን ድሌታትና ኣብ ሸቶ ብምስፋሕ ብኣገባብ ዝተቐርጸ ሸቶን ሸቶና ነናይ ዕለት ተግባርና እንቐርጸሉ ብፎርም ዝተሰነየ ስልጠና ይህበና ። ከምኡውን ውሽጢ ሕልናና ንሓድሽ ድሌታትና ከመይ ፕሮግራም ክንገብር ከም ዘለና ይምህረና ። እዚ ስልጠና ወሲድና ኣብ ግዜ ስልጠና ዝወሃበና መስርሒ ሕቶታትን ምስ መለስና ኣብ ሓንጎልና ሓድሽ ኒሮ ፓዝ ብምፍጣር ለውጥና ካብ ሕልናና ብቐሊሉ ይጅምር ። ልምዲ ካብ ሉጓም ይሕይል ከም ዝበሃል ናይ ድሌታትና ልምዲ ተዘይ ሃኒጽና ዕውታት ክንከውን ኣይንኽእልን ። ስለዚ ዘቐመጥናዮ ሕልሚ ንምዕዋት ዝሰማማዕ ሓድሽ ልምዲ ንኽንሃንጽ ልምዲ ዝተሰነየ ካልኣይ ስልጠና ተዳልዩልና ኣሎ ። ናብ ዓወት ንኸይንኸይድ ዝሓዙና ኣመለኻኽታን ልምድታትን ከመይ ናብ ንደልዮ ልምዲ ምቕያር ዘኽእል ድንቂ ስልጠና እዩ ። እዚ ስልጠና ውሽጣዊ መንነትና ከመይ ናብ ደገ ምጥቃም ከምዘለናን ሕልምና ክዉን ንምግባር ንርእስና ከመይ ግዜ ምሃብ ከም ዘለናን ብናይ ለውጢ ከይዲ ውሽጢ እንታይ ክንገብር ከምዘለና ብምርኣይ ንዓወትና ክነተኩረሉ ዘለና ውጽኢትን ስነስርዓትን የፍልጠና ። ሰባት ዝምነይዎ ፈሊጦም ጀሚሮም ፣ ጀሚሮም ብምግዳፍ ትዕግስቲ ብምስኣንን ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ዕዉታት ከይኮኑ ይተርፉ ። እዚ ኸኣ ውሽጢ ሕልናና ከም ድሌቶምን ባህጎምን ልምዲ ፕሮግራም ስለዘይተገብረ እዩ ።ነዚ ንምፍታሕ Best life motivation ሳልሳይ ደረጃ ናይ ውሽጢ ሕልና ፕሮግራም ኣዳልዩልና ኣሎ ። እዚ ስልጠና ሳብ ኮንሰሽ ማይንድና ወይ ሕቡእ ኣእምሮና ከመይ ንዓወት ፕሮግራም ምግባር ከም ዘለና ዘኽእለና ዘምህረና ስልጠና እዩ ። ካብ ውሽጢ ተበጊስና ልምዲ ኣጥሪና ክነትግብር ከለና ካብ ውሽጢ ሕልናና ዝገጥመና ተቓውሞ ብ ኒሮ ኣሶሴሽን ኮንዲሽን ውሽጢ ሕልናና ከም ድሌትናን ዘድልዩናን ልክዕ ፕሮግራም ምግባር እዩ ። እዚ ስልጠና ምስ እግዚኣብሄር ጥቡቕ ፍቕርን ርክብን ንኽህልወናን ከምኡውን ካብ ፈጣሪና ከመይ ሓቲትናን ኣመስጊናን ክንቅበል ከምዘለናን Best life motivation ስልጠናና ።፡ ንስልጠና ብመንገዲ telegram and whatsapp መልእኽቲ ግደፉ ኣሰልጣኒ ረዳኢ ገብረስላሴ 00972546758551 00972546649334 https://t.me/+RNL4JVf283ZkMmZk ። ። ። ። #eritrean #eritrea #EritreanCulture #ሓበሻ #ethiopia #ethiopian #tigraymusic #ትግርኛ #eritreancomedy #EritreanCulture #ትግራይ #habesha #habeshanwomen #habeshanfood #ethiopianbeauty #ethiopianfood #habeshakemis #habeshafashion #EthiopianNews #Addis #tigrayreelstigrayreels #tigraymusic #habeshancoffee #Eritrea #dreambigmeharichannel #eritreancomedy #Tigraymodels #tigraymusic #Ethiopia #eritreanmusic #eritreanbeauty#hdmona#hdmona tv# eila tv # nahom records# motivation tgrinya#snelbona # isack gh# may lomin# dreambig #

Comments
  • ሰብኣይ ክብረት የድልዮ ድዩ part 3 5 месяцев назад
    ሰብኣይ ክብረት የድልዮ ድዩ part 3
    Опубликовано: 5 месяцев назад
  • ናይ ስሕበት ሕጊ ካብ  tik tok  ዝወረደ @HakoteMedia 6 месяцев назад
    ናይ ስሕበት ሕጊ ካብ tik tok ዝወረደ @HakoteMedia
    Опубликовано: 6 месяцев назад
  • EriZara - Full Movie - 5/5 መሻርኽቲ ህይወት By Salih Seid Rzkey (Raja) || New Eritrean Drama 2021 4 года назад
    EriZara - Full Movie - 5/5 መሻርኽቲ ህይወት By Salih Seid Rzkey (Raja) || New Eritrean Drama 2021
    Опубликовано: 4 года назад
  • Как раскусить любого | 14 хитростей Макиавелли 3 месяца назад
    Как раскусить любого | 14 хитростей Макиавелли
    Опубликовано: 3 месяца назад
  • ​ሰበር ዜና: የካቲት 8/2018 | Ethiopia News Today, Sun, Feb/15 February 2026 3 дня назад
    ​ሰበር ዜና: የካቲት 8/2018 | Ethiopia News Today, Sun, Feb/15 February 2026
    Опубликовано: 3 дня назад
  • 9/9/9 መፋነዊ መደብ ግሩፕ 24ን 25ን ምስክርነቶምን 5 месяцев назад
    9/9/9 መፋነዊ መደብ ግሩፕ 24ን 25ን ምስክርነቶምን
    Опубликовано: 5 месяцев назад
  • SO sprechen die Deutschen! | Gespräch mit einem Sprachcoach | Deutsch lernen B2/C1 1 день назад
    SO sprechen die Deutschen! | Gespräch mit einem Sprachcoach | Deutsch lernen B2/C1
    Опубликовано: 1 день назад
  • ТРАМП ДАВИТ НА ЗЕЛЕНСКОГО. БЕСЕДА С АНДРЕЕМ ПИОНТКОВСКИМ  @Andrei_Piontkovsky Трансляция закончилась 2 часа назад
    ТРАМП ДАВИТ НА ЗЕЛЕНСКОГО. БЕСЕДА С АНДРЕЕМ ПИОНТКОВСКИМ @Andrei_Piontkovsky
    Опубликовано: Трансляция закончилась 2 часа назад
  • 4После 60 мозг стареет ночью — если вы не знаете этого правила 3 дня назад
    4После 60 мозг стареет ночью — если вы не знаете этого правила
    Опубликовано: 3 дня назад
  • ናይ ፍቕሪ ሕጊ   part 2 5 месяцев назад
    ናይ ፍቕሪ ሕጊ part 2
    Опубликовано: 5 месяцев назад
  • አብይ ከ4 አቅጣጫ ተከበቡ ቀለበት ውስጥ ገቡ | UAE ከሕውሓት ጎን ልትሰለፍ? | ኤርዶጋን አና አብይ በዝግ የመከሩበት ጦርነት | Ethiopia 1 день назад
    አብይ ከ4 አቅጣጫ ተከበቡ ቀለበት ውስጥ ገቡ | UAE ከሕውሓት ጎን ልትሰለፍ? | ኤርዶጋን አና አብይ በዝግ የመከሩበት ጦርነት | Ethiopia
    Опубликовано: 1 день назад
  • LIVE - የኤርዶጋን ማስጠንቀቂያ ለአብይ/የጃዋር ምክር ለአብይ ጀነራሎችና ባለስልጣናት/51ኛ የህወሓት ምስረታ በመቐለ/ 2-17 -2026 Трансляция закончилась 1 день назад
    LIVE - የኤርዶጋን ማስጠንቀቂያ ለአብይ/የጃዋር ምክር ለአብይ ጀነራሎችና ባለስልጣናት/51ኛ የህወሓት ምስረታ በመቐለ/ 2-17 -2026
    Опубликовано: Трансляция закончилась 1 день назад
  • INDIE: Tego NIE POKAŻĄ W TV! Chennai mnie zszokowało - tu czas stoi w miejscu. Totalne zaskoczenie! 7 часов назад
    INDIE: Tego NIE POKAŻĄ W TV! Chennai mnie zszokowało - tu czas stoi w miejscu. Totalne zaskoczenie!
    Опубликовано: 7 часов назад
  • Почему ты должен быть дорогим — даже если у тебя нет денег 3 дня назад
    Почему ты должен быть дорогим — даже если у тебя нет денег
    Опубликовано: 3 дня назад
  • ሂወት ብዘይ ራኢ ኣድካሚ እዩ ምስክርነት ኣለነ ይከኣሎ ግሩፕ 23 4 месяца назад
    ሂወት ብዘይ ራኢ ኣድካሚ እዩ ምስክርነት ኣለነ ይከኣሎ ግሩፕ 23
    Опубликовано: 4 месяца назад
  • Dlaczego powrót z Marsa jest niemożliwy – ostrzeżenie Richarda Feynmana 9 часов назад
    Dlaczego powrót z Marsa jest niemożliwy – ostrzeżenie Richarda Feynmana
    Опубликовано: 9 часов назад
  • Kryptokłopoty Karola Nawrockiego. Komentują Wieliński i Czuchnowski | Gazeta wyborcza 2 часа назад
    Kryptokłopoty Karola Nawrockiego. Komentują Wieliński i Czuchnowski | Gazeta wyborcza
    Опубликовано: 2 часа назад
  • Если у тебя спросили «Как твои дела?» — НЕ ГОВОРИ! Ты теряешь свою силу | Еврейская мудрость 2 месяца назад
    Если у тебя спросили «Как твои дела?» — НЕ ГОВОРИ! Ты теряешь свою силу | Еврейская мудрость
    Опубликовано: 2 месяца назад
  • Как сохранить ясный ум и память до глубокой старости? Делайте это 5 минут в день 3 дня назад
    Как сохранить ясный ум и память до глубокой старости? Делайте это 5 минут в день
    Опубликовано: 3 дня назад
  • Эти 4 утренних правила НАВСЕГДА избавят тебя от лени | Система Сюгё-До 3 месяца назад
    Эти 4 утренних правила НАВСЕГДА избавят тебя от лени | Система Сюгё-До
    Опубликовано: 3 месяца назад

Контактный email для правообладателей: u2beadvert@gmail.com © 2017 - 2026

Отказ от ответственности - Disclaimer Правообладателям - DMCA Условия использования сайта - TOS



Карта сайта 1 Карта сайта 2 Карта сайта 3 Карта сайта 4 Карта сайта 5