У нас вы можете посмотреть бесплатно መጽሓፍ ጥበብ ኢያሱ ወዲ ሲራክ ቀዳማይ ክፋል mexhaf eiyasu part 1 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
መጽሓፍ ጥበብ ኢያሱ ወዲ ሲራክ ቀዳማይ ክፋል 2019 ጥበብ ኢያሱ ወዲ ሲራክ ፡ኮሄሌት ውን ተባሂሉ ይጽዋዕ እዩ ፡ኢያሱ ዝተባህለ ሰብ ብቓንቓ ዕብራይስጥ ዝጸሓፎ እዩ።ዳህራይ ከኣ ብ ወዲ ወዱ ናብ ግሪኽ ተተርጊመ።እዚ መጽሓፍ እዚ ቕድሚ ልደተ ክርስቶስ ፡ብ 180 ዓመተ ዓለም ኣቢሉ ከም ዝተጻሕፈ ሊቃውንቲ ይምህሩ ።እዚ መጽሓፍ እዚ ፡ኣምላኽ ንሕዝቡ ናይ ሓቂ ጥበብ ከም ዝሃቦም እናመስከረ ፡ናይሁዳውነት ይከላኸለሎም ።ብትውፊት ኣይሁድ ዝተመሓላለፈ ጥበብ ዝሓዘለ ትምህርቲ ውን ኣእትዩ ኣሎ ።እንሃንሳእ ንውሕ ብዝበለ ፡እንሓንሳእ ሕጽር ብዝበለ ምሳልያዊ ኣዘራርባ ፡ንሃይማኖት ፡ንስነ ምግባር ፡ዕለታዊ ተግባር ንዝምልከት ኣርእስቲ ሒዙ ይቕርብ።