У нас вы можете посмотреть бесплатно 5 ካባኻ ከተርሕቖም ዘለካ ዓይነት ሰባት или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መደብና ኣብ ህይወትካ መጀመርያ ሰላም፣ ብድሕሪኡ ከኣ ጥዕናን ዕቤትን መታን ክትርከብ ፣ ካብ ጥቓኻ ከተርሕቖም ዘለካ 5 ሓደገኛ ዓይነት ባህሪ ዘለዎም ሰባት ሒዘልኩም መጺአ ኣለኹ። ኣብ ቀረባ መዓልታት ጽልዋ ናይ ዝቐርቡና ሰባት ክሳብ ክንደይ ዓቢ ምዃኑ ከንብብ ቀንየ። እቲ ዘንበብኩዎ ምስ ናተይ ሂውት ብትእስሳር ሰባት ክሳብ ክንደይ ምንጪ ዕቤት ወይ ከኣ ምኽንያት ዓቢ ውድቀት ክኸውኑ ከም ዝኽእሉ ስለ ዝተረዳእኩ ከካፍለኩም መጺአ ኣለኹ፣ ሕጂ ናብቲ ቀንዲ ትሕዝቶ ክወስደኩም። #akliluhabtemichael #habesha #eritreamovie2023 #aklilu #መዝሙር #mezmur #orthodoxmezmur #habesha #eritreamovie2024 #tigrignamusic ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ YouTuber ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ https://mesobakile.com/ Join this channel to get access to perks: / @aklilu.hmichael