У нас вы можете посмотреть бесплатно ቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ቢቢሲ ትግርኛ 3 ሓምለ 2025 | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
🇪🇹 ኣብዪ ኣሕመድ ብዛዕባ ኤርትራን ትግራይን ዝሃቦ ኣዘራራቢ መብርሂ ⚽ ተጻዋቲ ኵዕሶ እግሪ ጋንታ ሊቨርፑል ዲያጎ ዦታን ሓው ኣንድሬ ሲልቫን ብሓደጋ መኪና ሞይቶም 🇪🇷 ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኤርትራ ዝወጸ ሓድሽ ጸብጻብ እንታይ ይብል? ዝብልን ሓጸርቲ ዜናታትን እዚ ዕለት ክህልወና’ዩ ፈነወና ኣብ: ናይልሳት: ፌስቡክን ዩትዩብን ሓዊሱ ብቐጥታ ብዝተፈላለዩ ኣማራጺታት ክትከታተሉዎ ትኽእሉ -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q