У нас вы можете посмотреть бесплатно ልዕሊ ኣእምሮይ' ዩ New Eritrean Ortodox Mezmur 2019 Leli Aamro By Debre Mewie или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
“ ልዕሊ ኣእምሮ'ዩ ” ልዕሊ ኣእምሮ'ዩ ጥበብካ መን ይርድኦ ልበይ ንፍቕርካ ኣሜን ኢሉ ካብ ተገዝኦ ከወሪ ከዘንቱ ወዕለት ቀራንዮ ብቕዱስ ቅብእኻ ልሳነይ ቅብኣዮ። ንፍቕዲ ዘመንካ መን ኣሎ ዚቖጽሮ ስፍሓት ኣድማሳትካ ወሰኑ ዚሰፍሮ ጥበብካ ዘይ ብጻሕ ብዓቚሚ ኣእምሮ ብፍቕሪ ክትመልስ ኣዳማዊ ኽብሪ ተወሲንካ ኣብ ማህጸን ሰማያት ሰዳሪ። መላሲ ከለኻ ልቢ ጥፉእ ህዝቢ ዋና ጻማ ጽድቂ ባዓል ምሉእ ዓስቢ ተሰሚኻ እንዲኻ ወዲ'ቲ ጸራቢ ዘልኣለማዊ ኣቦ መስፈን ሰላም መካር ምስጢር ህላዊኻ ዕጹብ እዩ መስተንክር። ከም ቃንዛ ስቕለትካ ቃል ፍቕሪ ምስ ሰምዐ ብጥበብ ፍቕርኻ ልቢ ምስ ተረትዐ ስቃይካ ዘኺሩ ዓይኒ መን ዘይነብዐ ፍጹም ኣይተርኸበን ኣብ ኣፍካ ሓጥያት ሕማመይ ክትጸወር ኣሕሊፍካ ስቅያት። ደረት ትርኢት ዓይነይ ቀረባ ቀርባ ብድኻም ዚስነፍ ጸሓይ ኣብ ምዕራባ ወዳቒ እንተ ዀንኩ ብኹፉእ ዘርባ ልዕሊ ኣእምሮ'ዩ ናበልኩ ኺምስክር መዲበ'የ ጐይታይ ብሓሳብ ብተግባር።