У нас вы можете посмотреть бесплатно Eritrea: Part 1 - Sacttism - hluw kunetat biet ma'serti Alla ~~ 1ይ ክፋል (ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ዓላ) или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
Subscribe: / @asmarinodotcom ብሃለፍታ ዝቐዝፋ… ሕጊ ኣልቦ ትካላት ፍሊጶስ (ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ዓላ) ንዓና ንኤርትራውያን፡ ከምቲ ዛንታ ኩናትን ወረ ኩናትን ዘየሕድሰና፡ ዛንታት እሱርን ቤት ማእሰርታት’ውን ኣየሕድሰናን፡፡ እቲ ምንታይሲ! 27 ዓመታት ብጀካ ምእሳርን ምቕታልን ካልእ ታሪኽ ክነዘንቱ ስለ ዘይተዓደልና፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣርባዕተ ዓመታት፡ ማዕረ ማዕረ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተኻየዱ ዘቤታዊን ግዳማዊን ጸቕጥታት፡ ኢሳይያስ ውን ኣብ ሃገርና ማእለያ ዘይብለን ቤት ማእሰርታት ክህነጻን ክሕደሳን ጌሩ እዩ፡፡ ብፍላይ፡ ጃምላዊ ማእሰርቲ ከም ልሙድ፡ ኣብ ዝሕሰበሉ ዘሎ እዋናት፡ ካብ ተቓዉሞታት ስርሒት ፎርቶ፡ 3 ሚያዝያ 2017ን ኣኽሪያን ዝተኣረዩ፡ ብዙሓት ዜጋታትና ብጃምላ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ማሕቡሳት ተዳጊኖም ‘ዮም፡፡ እቶም ዕድል ዝገበሩ፡ ድሕሪ ኣሰቃቒ መግረፍቲ ክፍትሑ እንከለው፡ እቶም ዕደል ዘይገበሩ ድማ፡ ኣብ ውሽጢ እተን ቤት ማእሰርታት ይቕዘፉ ኣለው፡፡ ካብ’ቶም “ዕድል ዘይገበሩ” ሓደ ድማ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ 5ይ መደበር ህይወቶም ዝሰኣኑ ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ‘ዮም፡፡