У нас вы можете посмотреть бесплатно ፍቓድካ'ዩ ብዳንኤል መንግስትኣብ @ Moriah Ministries или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ካብ ናይ ሳኦል ልብሲ ምኽዳንሲ ይበልጸኒ ዘለማመድካኒ በቲ ናይ በረኻ ወንጭፈይ ምሩጻት ኣእማና እምነት ናይ ግለይ ዝበጻሕክዋ ከስምረካ ኮይነ ከም ፍቓድካ እሙን ዘይምዃነይ ኣብቲ ዝሸምካኒ ዘይምጽንዐይ ኣብ ዘቐመጥካኒ ጉያ ከንቱነት እዩ ንንፋስ ምምካት'ዩ ካብ ዘሕለሉ ብሓሳብ ኣእምሮይ ኣብ ምጽብባይካ'ዩ ዝሕደስ ሓይለይ ፍቓድካ'ዩ ፍቓድ ልብኻ ናይ ህይወተይ ምድሙድ መገዳ እትገብሮ ኩሉ ክሰልጣ ናትካ'ዩ የሱስ ዝበልጻ ክትመርጾ ክኸውን ቦኽሪ ድሌታ ምግባር ፍቓድካ ኣርእያ ምግባር ፍቓድካ ኣለማምዳ ከምቲ ተስፋ ዝገበርክዎ ጸጋኻ ኣብ ልዕለይ ምልኣት በረኸትካ ዓዚዙ ክርኣይ ኣብ ናብራይ አቐድምካ ጎይታየ እሸመካ ንሱዩ ነፍሰይ ደገፍ ምርኩሳ ጻድቕ ዘረባኻ ተውርዮ ቅንዕና ከም ብሃሩር ሓጋይ ማራኣ ምስ ነቐጸ ኣብ ምጽባይ ተስፋኣ ተቐብጸ ብነዊሕ ትጽቢት ዝማህመነ ልባ ካብ ምህዋኻ ይበልጽ ምድንጓይካ ፍቓድ ልብኻ'ዩ ምድሙድ መገዳ