У нас вы можете посмотреть бесплатно #ፍሉይ_መዓልቲ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
#ፍሉይ_መዓልቲ ነዚ ቪዲዮ ሼር ከይገብሩኩም ክትሓልፉ ናይ ኩልና ሓጎስ እዩ 🥰🥰🙏 ዝነብረና ናይ ሓገዝ ፃንሒት ብ ቪዲዮ ዝትሓገዘ ። #ጠቅላላ ዝተሰብስበ = 839,225 #ጠቅላላ ወጪ ዘተገበረ = 198,650 #ብኢደን ዝሃብናየን = 640,635 ናይ ኩልኩም ሽሙ ዝርዝራትኩም ኣብ ቪዲዮ ኣሎ ኣሕዋተይ ። ብሓደራ ኣብፅሐልና ዝበልክሙኒ ኣሕዋተይ ኣብፂሐ ኣለኩ 🙏 #ሼር 🙏 #ሙሉእትሕዘቶ #ኣብት_ቪዲዮ_ኣለኩም_ኣሕዋተይ ♥️🙏 ተወሳኪ ገዛ ንስርሐለን ኣለና ኢና ክምለሰኩም እየ ብ ኻሊእ ቪዲዮ ተፀበይና እኩም ሕዋተይ #ሼር_እና_ገበሩኩም_ምእንታ_ናብ_ኩሉ_ክበፅሕ_ኣሕዋተይ Armana media ኣርማና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ ትግራይ ከምኡ ውን ዝተፀገሙ ሕብረተሰብናን ስድራ ስወኣትን ኣብ ምሕጋዝ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።