У нас вы можете посмотреть бесплатно "ኣብ ማእኸል ዕዳጋ እየ ተወሊደ" ዘይተሰምዑ ዘገርሙ ታሪኻት ባቡ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ጋሻ ዊንታና:-ተዋሳኢ መዓርግ ኣረጋዊ(ባቡ) ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ከም ዝተወለደ ዝዛረብ ገና ወዲ 6-7 ዓመት እንከሎ ንግዲ ዝጀመረ ባቡ፡ኣብ ግዜ ንእስነቱ ዘይፈተኖን ዘይሰርሖን ስራሕቲ ዳርጋ የለን ምባል ይከኣል።ኣብ ቀረባ ዓመታት ናይ ባዕሉ YouTube Chanel ከፊቱ ዝሰርሕ ዘሎ ኮይኑ ንብዙሓት ሰባት Surprise ብምግባር ድማ ይፍለጥ፣Surprise ምግባር ከም ቀዋሚ ስራሕ ሒዙ እናሰርሐ እውን ይርከብ።ባቡ ፅጉማት ኣብ ምሕጋዝን ክሕገዙ ኣብ ምትሕብባርን ዓብዪ እጃም ኣበርኪቱን የበርክት ኣሎን፣ኣብ ግዜ ፅንተታዊ ኲናት ናይ ባዕሉ ግደ ዘወፈየ ባቡ ምስ ግዜ ቁልዕነቱን ኣብዚ ሕጂ እዋን ዘለዎ ምንቅስቓስን ንብዙሕት የነቓቕሕን የምህርን እዩ ኢልና ብምእምን ኣብ Wintana Entertainment ጋሻና ጌርና ሒዝናዮ ቀሪብና ኣሎና።