У нас вы можете посмотреть бесплатно Beteseb Nekun - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS / habeshaplus #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ሰላም ንዓኽን ሰላም ንኹልኽን መፍቀርቲ ልበይ ነበር ቖናጁ ኪልኽን ኣብ ቀራባን ርሑቕን ዝበደልክን ዝተበደልክን ሰላም ዝኸድክነኦ ለምለም ንዓኽን ትኹን ዓለም ሕፈሳ ስርናይ ማና ርኸባ ኣይትስኣና ዕምበባ ያስሚን ምሰላ ከም ኮኾብ ልዕል በላ ዕበያ ጽባሕ ጽባሕ ሰላም ኣባኽን ይብዛሕ ፍቕሪ ኣባኽን ይብዛሕ ይብል ኣሎ ስምዐኦ ቲቐደም ትፈልጠኦ ይብላሎ ስምዐኦ ቲቐደም ትፈትወኦ ሰላም ንዓኽን ሰላም ንኹልኽን መፍቀርቲ ልበይ ነበር ሓላላት ኩልኽን ኣብ ቀረባን ርሑቕን ዝበደልክን ዝተበደልክን ሰላም ገዛኽን ሽሻይ መሊኡ ሂወትክን ሂወት ዘሪኡ ድልየትክን ክትውንና’ሞ ሰማይ ክተመስግና ወቂብክን ተሰሊምክን ኣቤት ቁንጅና ኣቢልክን ሸነነን ክትብላለይ ወሊድክን ክትስዕማለይ ሓቒፍክን ክተዕብያለይ ትምኒተዩ ጾለተይ ጽቡቕክን ፍቱዋተይ ትምኒተዩ ጾለተይ ሰናይክን ፍቱዋተይ ይንዋሕ ይሕጸር ግዜ ናይ ግቕርና ይሕመቕ ይጸብቕ መወዳእታና ሓደ እዋን ተፋቒርና እንዲና ኩሉኻትክን ናይ ፍቕሪ ብጾተይ ሕላገትክን ደሚቕዩ ኣብ ሂወተይ ሕላገትክን ደሚቕዩ ኣብ ሂወተይ ኣቲ ቖማት ኣመና ጽብቅቲ ኣቲ ቐያሕ ኣቲ ከደረይቲ ምጻኒሞ ክመጻክን ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን ምጻኒሞ ክምጻክን ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን ንስኺስኺሳ ኩልኽን ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንስኽስኺሳ ኩልኽን ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ኣቲ ቖማት ኣመና ጽብቕቲ ኣቲ ቐያሕ ኣቲ ከደረይቲ ምጻኒሞ ክመጻክን ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን ምጻኒሞ ክመጻክን ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን ምጻኒሞ ክመጻክን ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን