• ClipSaver
  • dtub.ru
ClipSaver
Русские видео
  • Смешные видео
  • Приколы
  • Обзоры
  • Новости
  • Тесты
  • Спорт
  • Любовь
  • Музыка
  • Разное
Сейчас в тренде
  • Фейгин лайф
  • Три кота
  • Самвел адамян
  • А4 ютуб
  • скачать бит
  • гитара с нуля
Иностранные видео
  • Funny Babies
  • Funny Sports
  • Funny Animals
  • Funny Pranks
  • Funny Magic
  • Funny Vines
  • Funny Virals
  • Funny K-Pop

ጸሎት-መዛዘሚ ጾምን ጸሎትን 21 መዓልታት|መኣዲ ጐይታ/ ድራር ጐይታ!|Holy Communion/Lord's Supper! ክንሰርዕ ኢና። ሰኑይ 15/11-2021 скачать в хорошем качестве

ጸሎት-መዛዘሚ ጾምን ጸሎትን 21 መዓልታት|መኣዲ ጐይታ/ ድራር ጐይታ!|Holy Communion/Lord's Supper! ክንሰርዕ ኢና። ሰኑይ 15/11-2021 Трансляция закончилась 4 года назад

скачать видео

скачать mp3

скачать mp4

поделиться

телефон с камерой

телефон с видео

бесплатно

загрузить,

Не удается загрузить Youtube-плеер. Проверьте блокировку Youtube в вашей сети.
Повторяем попытку...
ጸሎት-መዛዘሚ ጾምን ጸሎትን 21 መዓልታት|መኣዲ ጐይታ/ ድራር ጐይታ!|Holy Communion/Lord's Supper! ክንሰርዕ ኢና። ሰኑይ 15/11-2021
  • Поделиться ВК
  • Поделиться в ОК
  •  
  •  


Скачать видео с ютуб по ссылке или смотреть без блокировок на сайте: ጸሎት-መዛዘሚ ጾምን ጸሎትን 21 መዓልታት|መኣዲ ጐይታ/ ድራር ጐይታ!|Holy Communion/Lord's Supper! ክንሰርዕ ኢና። ሰኑይ 15/11-2021 в качестве 4k

У нас вы можете посмотреть бесплатно ጸሎት-መዛዘሚ ጾምን ጸሎትን 21 መዓልታት|መኣዲ ጐይታ/ ድራር ጐይታ!|Holy Communion/Lord's Supper! ክንሰርዕ ኢና። ሰኑይ 15/11-2021 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:

  • Информация по загрузке:

Скачать mp3 с ютуба отдельным файлом. Бесплатный рингтон ጸሎት-መዛዘሚ ጾምን ጸሎትን 21 መዓልታት|መኣዲ ጐይታ/ ድራር ጐይታ!|Holy Communion/Lord's Supper! ክንሰርዕ ኢና። ሰኑይ 15/11-2021 в формате MP3:


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru



ጸሎት-መዛዘሚ ጾምን ጸሎትን 21 መዓልታት|መኣዲ ጐይታ/ ድራር ጐይታ!|Holy Communion/Lord's Supper! ክንሰርዕ ኢና። ሰኑይ 15/11-2021

ሻሎም ቅዱሳንን እሙናትን፡ ብጐይታ ኣዚኹም ፍቑራት፡ ሰራዊት እቲ ልዑል ኣምላኽ ኵለንታ!! ስለቲ ዘሎና ህሉው፡ ዕውት ዝዀነ ኣገልግሎታትና፡ ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ይኹን!! “ጽንፈለኻዊ ኣገልግሎት መርሖ-ሰማያት” (MERHOSEMAYAT – Keys of Heavens Apostolic and Prophetic International Ministries) (1) ብመገዲ Facebook (2) ብመገዲ youtube ፡ ከምኡ’ውን (3) ብመገዲ ኣገልግሎት “ዙም (ZOOM) ‘ዓውዲ ኣራውና!’ (4) ብኹሉ ንገብሮ ኣገልግሎታትና፡ በቲ ዘሎና ህሉው፡ ዕውት፡ ኣገልግሎታትና፡ ሕጂ’ውን ክብሪ ኹሉ ንጐይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ይኹን። መበል ዓሰርተው ሓደ እብረ ጾምን ጸሎትን 21 መዓልታት 2022 ዓ.ም.ፈ. “ዓመት #ምእካብ ፤ ዓመት #ምእታው ፤ ዓመት #ምሕፋስ፤ The year of – SUKKOT/ ሱኮት ingathering!” “ሱኮት (እብራይስጢ סוכות ወይ סֻכּוֹת [suˈkot] sukkōt፣ ሱኮስ/ሱኮስ - እዩ ኢሉ እቲ ናይ ሰራዊት ጐይታ እግዚኣብሄር!!! “ዮሳፋጥን ህዝቡን ነቲ ምርኮኦም ኪገፉ ምስ መጹ ኸኣ፡ ኣብ መንጎ እቶም ሬሳታት ብዙሕ #ሃብቲ፡ #ገንዘብን #ክቡር #ኣቓሑን፡ ረኸቡ፡ #ምጽዋሩ #ኽሳዕ #ዚስእኑ #ንርእሶም #ሐፈሱ፡ እቲ #ምርኮ ብዙሕ ነበረ እሞ፡ ሰለስተ መዓልቲ #ኺገፍዎ ወዐሉ።” (2 ዜና መዋእል 20፡25)። “ናይቲ ኣብ ግራት ዝዘራእካዮ፡ ናይ ቀዳማይ ዕዮኻ በዓል ዓጺድ ሐሉ። እቲ ፍረ ዕዮኻ ኻብ ግራት ምስ ኣከብካ ድማ፡ ኣብ መወዳእታ ዓመት ናይ ምእካብ በዓል ኣብዕል።” (ዘጸኣት 23፡16)። “ኣብ ምጅማር ዓጺድ ስርናይ ናይ ሰሙናት በዓል ኣብ መወዳእታ ዓመት ድማ በዓል ምትሕሳስ ኣብዕል።” (ዘጸኣት 34፡22)። ኣብ’ዚ ዘሎና ኣገልግሎታት ከኣ ኣዝዮም ብዙሓት፦ (1) ነፍሳት ድሒኖም (2) ተናጊፎም - ካብ ብዙሕ ማእሰርቲ ኣጋንንትን - ካልእ ዝተፈላለየ ዓይነታት ማእሰርትን ጸቕጥታትን …. ተናጊፎም። (3) ፈውሶም ተቐቢሎም ፤ ጐይታ ዝፈወሶም - መንፈሳውን ነፍሳውን ኣካላውን - ተፈዊሶም! (4) ናይ ሰብ ሓዳር ጸገማት መፍትሒ ረኺቡ፡ (5) በቲ ዝመጽእ ቃል ብዙሓት - ተጸናኒዖምን ተናጊፎምን … ካልእውን ንሕና ዘይንፈልጦ - እግዚኣብሔር ጥራይ ዝፈልጦ - … ጐይታ የሱስ ክርስቶስ ይገብር ኣሎ። ሕጂውን ክብሪ ኹሉ ንጐይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ይኹን። “(14) ምስኡ ምእንቲ ኪዀኑን ኪሰብኩ እቲ ኺልእኮምን፡ … (15) ሕሙማት ኬሕውዩ ኣጋንንቲ’ውን ኬውጽኡ ድማ፡ ስልጣን ሀቦም።” (ወንጌል ማርቆስ 3፡14.15) "ነቶም ናብ ሞት ዚጒተቱ ኣናግፎም፡ ነቶም ሰንከልከል እናበሉ ናብ ማሕረዲ ዚኸዱ ኸኣ ኣይትሕደጎም።" (ምሳሌ 24፡11) ሎም መዓልቲ ድማ መበል ዕስራን ሓደን መዓልቲ ጾምን ጸሎትን 21 መዓልታት እዩ። ሎም መዓልቲ ሰኑይ ዕለት 15/11-2021 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት 20፡00 CEST (8:00 pm CEST) ዝጀመረ “ፍሉይ መደብ እዩ ዘሎና!" ጸሎት - መዛዘሚ ጾምን ጸሎትን 21 መዓልታት፡ ጸሎት ሓራ/ናጻ ምውጻእ፡ ምንጋፍን (Deliverance) ፤ ጸሎት ፈውስን ፤ ጸሎት ምድሓንን። “መኣዲ ጐይታ/ ድራር ጐይታ! - Holy Communion/ Lord's Supper! ክንሰርዕ/ክንወስድ ኢና። እቲ ስጋ ጐይታ ኢልና ንጥቀመሉ - ኣብ ኣፍኩም ዝሓቅቕ ምቍር ሕብስቲ - (cake) ኪኸውን ይምረጽ፡ ዝሕየኽ ኣይኹን!! እቲ ዝስተ ዝመረጽኩሞ ዝስተ!! ነቶም ቅድሚ ሕጂ ጾም ዝፈታሕኩምን፡ ሎም ምሸት ጾም ትፈትሑን፡ ምሳና ቅዱስ ቍርባን ክትካፈሉ ትደልዩ ብሙሉእኩም/ ብሓፈሻ ጥራይ እዩ!! እቶም ጾም ትቕጽሉ ዝምልከተኩም ኣይመስለንን!! - ? ? ? “ገደብ-ኣልቦ ሓይሊ ህያው ኣምላኽ ኣብ ሓሙሽተ ንጥቀመሉ ማሕበራዊ መራኸቢ፦ ማለት፡ ኣብ፦ (1፡ይ) ብመገዲ Facebook – ናይ Facebook ጥራይ ሰለስተ መጠቀሚ መገዲ ኣሎና፦ (1.1)   / pastorabraham.fessehatzion.1   ፤ (1.2)   / merhosemayat   ፤ ከምኡ’ውን፡ ተኻፈልቲ ጾምን ጸሎትን 21 መዓልታት - ዝተመዝገቡ ጥራይ ዝጥቀሙሉ ፍሉይ መራኸቢ መገዲ (1.3) (20) Xomn Xelotn Merho Semayat | Facebook ፤ (2፡ይ) ብመገዲ youtube ፡ merhosemayat ፤ ከምኡ’ውን (3፡ይ) ብመገዲ ኣገልግሎት “ዙም (ZOOM) ‘ዓውዲ ኣራውና!’ (Join a meeting ID Number 964-102-8207) https://us02web.zoom.us/j/9641028207 ፤ ። ሰኑይ ዕለት 15/11-2021 ዓ.ም.ፈ. ኣብ YOUTUBE - MERHOSEMAYAT -- SUBSCRIBE and Like ምግባርን ነታ ደወል ምጽቃጥን ኣይትረስዑ ! መመልሽኩም ተባረኹ። Share! Share!! በልዎ።

Comments
  • የሱስ እቲ ብስጋ ዝተገልጸ ኣምላኽ እዩ|ንሱ ምስሊ ናይቲ ዘይርኤ ኣምላኽ እዩ|ንሱ ማለት ክርስቶስ የሱስ|ቆሎሴ 1፡15|ረቡዕ 25/12–2025 ዓ.ም.ፈ። Трансляция закончилась 3 дня назад
    የሱስ እቲ ብስጋ ዝተገልጸ ኣምላኽ እዩ|ንሱ ምስሊ ናይቲ ዘይርኤ ኣምላኽ እዩ|ንሱ ማለት ክርስቶስ የሱስ|ቆሎሴ 1፡15|ረቡዕ 25/12–2025 ዓ.ም.ፈ።
    Опубликовано: Трансляция закончилась 3 дня назад
  • MINECRAFT, ale TO KEVIN SAM W POLSCE... 20 часов назад
    MINECRAFT, ale TO KEVIN SAM W POLSCE...
    Опубликовано: 20 часов назад
  • Dwie kobiety ZNIKNĘŁY w polskim lesie — 3 miesiące później odnaleziono je przywiązane do drzewa 18 часов назад
    Dwie kobiety ZNIKNĘŁY w polskim lesie — 3 miesiące później odnaleziono je przywiązane do drzewa
    Опубликовано: 18 часов назад
  • 28 December 2025 4 часа назад
    28 December 2025
    Опубликовано: 4 часа назад
  • ምስጋናናን ኣምልኾናን ንህያው ኣምላኽና ንገልጸሉ መዓልቲ/ምሸት|ተመስገን ክንብል ኢልና መጺእና|ጽባሕ/ድሕሪ ምፍታሕ ጾም|ምስክርነትን|ሮቡዕ 19/11-2025 Трансляция закончилась 1 месяц назад
    ምስጋናናን ኣምልኾናን ንህያው ኣምላኽና ንገልጸሉ መዓልቲ/ምሸት|ተመስገን ክንብል ኢልና መጺእና|ጽባሕ/ድሕሪ ምፍታሕ ጾም|ምስክርነትን|ሮቡዕ 19/11-2025
    Опубликовано: Трансляция закончилась 1 месяц назад
  • በሌሊት ከባድ አየር ድብደባ ተፈጸመ!ኮ/ሩ በቁጥጥር ስር ዋለ!አምባሰል በለሣ በፍኖተሰላም አላላ ኤፍራታግድም!አሁናዊ ልዩ ልዩ መረጃዎችና ዘገባዎች! 1 час назад
    በሌሊት ከባድ አየር ድብደባ ተፈጸመ!ኮ/ሩ በቁጥጥር ስር ዋለ!አምባሰል በለሣ በፍኖተሰላም አላላ ኤፍራታግድም!አሁናዊ ልዩ ልዩ መረጃዎችና ዘገባዎች!
    Опубликовано: 1 час назад
  • ለተጠራንበት የዘላለም ህይወት እንደሚገባ እንመላለስ 12 дней назад
    ለተጠራንበት የዘላለም ህይወት እንደሚገባ እንመላለስ
    Опубликовано: 12 дней назад
  • መዛዘሚ-ጸሎት ጾምን ጸሎትን|መኣዲ/ድራር ጐይታ|Holy Communion/Lord's Supper ክንሰርዕ|ጸሎት ምንጋፍን|ኣፈታትሓ ጾምን|ሰኑይ 17/11-2025 Трансляция закончилась 1 месяц назад
    መዛዘሚ-ጸሎት ጾምን ጸሎትን|መኣዲ/ድራር ጐይታ|Holy Communion/Lord's Supper ክንሰርዕ|ጸሎት ምንጋፍን|ኣፈታትሓ ጾምን|ሰኑይ 17/11-2025
    Опубликовано: Трансляция закончилась 1 месяц назад
  • Если у тебя спросили «Как твои дела?» — НЕ ГОВОРИ! Ты теряешь свою силу | Еврейская мудрость 3 недели назад
    Если у тебя спросили «Как твои дела?» — НЕ ГОВОРИ! Ты теряешь свою силу | Еврейская мудрость
    Опубликовано: 3 недели назад
  • Šlovinimo vakaras 2025.12.27.  Служение хваалы! Трансляция закончилась 16 часов назад
    Šlovinimo vakaras 2025.12.27. Служение хваалы!
    Опубликовано: Трансляция закончилась 16 часов назад
  • የቅዱስ ገብርኤል ተወዳጅ መዝሙሮች ስብስብ 1 день назад
    የቅዱስ ገብርኤል ተወዳጅ መዝሙሮች ስብስብ
    Опубликовано: 1 день назад
  • 2፡ይ ክፋል|ምስጋናናን ኣምልኾናን ንህያው ኣምላኽና ንገልጸሉ መዓልቲ/ምሸት|ምስክርነት ዘሎና ነካፍል|ጽባሕ/ድሕሪ ምፍታሕ ጾም|ሮቡዕ 26/11-2025 Трансляция закончилась 1 месяц назад
    2፡ይ ክፋል|ምስጋናናን ኣምልኾናን ንህያው ኣምላኽና ንገልጸሉ መዓልቲ/ምሸት|ምስክርነት ዘሎና ነካፍል|ጽባሕ/ድሕሪ ምፍታሕ ጾም|ሮቡዕ 26/11-2025
    Опубликовано: Трансляция закончилась 1 месяц назад
  • 🎈አእላፋት ዝማሬ ያስፈልጋል? @Hashimal-o8u 17 часов назад
    🎈አእላፋት ዝማሬ ያስፈልጋል? @Hashimal-o8u
    Опубликовано: 17 часов назад
  • #97 – Немцы в шоке от рождественской постановки – Горизонт – Андреас Патц 1 день назад
    #97 – Немцы в шоке от рождественской постановки – Горизонт – Андреас Патц
    Опубликовано: 1 день назад
  • 🔴LIVE #ቀጥታ_ከሐዋሳ_ገብርኤል ‼️👉#ዛሬ_የዓመት_ነው #የዛሬው_ይለያል Трансляция закончилась 4 часа назад
    🔴LIVE #ቀጥታ_ከሐዋሳ_ገብርኤል ‼️👉#ዛሬ_የዓመት_ነው #የዛሬው_ይለያል
    Опубликовано: Трансляция закончилась 4 часа назад
  • መበል 11 ክፋል|ኣብ መጨረሻ ዘመን ዚፍጸሙ ነገራትን ምልክታቶምን|ገላትያ 6፡6፤|1ዮሃንስ 2፡20፤ዮሃንስ 16፡13|1ተሰ 4፡15|ሮቡዕ 15/10-2025 Трансляция закончилась 2 месяца назад
    መበል 11 ክፋል|ኣብ መጨረሻ ዘመን ዚፍጸሙ ነገራትን ምልክታቶምን|ገላትያ 6፡6፤|1ዮሃንስ 2፡20፤ዮሃንስ 16፡13|1ተሰ 4፡15|ሮቡዕ 15/10-2025
    Опубликовано: Трансляция закончилась 2 месяца назад
  • ታህሳስ ፲፱ እና ፳፪ የሚደመጡ ተወዳጅ የቅዱስ ገብርኤልና የብስራት መዝሙሮች||ye gebriel mezmuroch sebseb 15 часов назад
    ታህሳስ ፲፱ እና ፳፪ የሚደመጡ ተወዳጅ የቅዱስ ገብርኤልና የብስራት መዝሙሮች||ye gebriel mezmuroch sebseb
    Опубликовано: 15 часов назад
  • Sacred Psalms of Jerusalem | Hebrew Music for Sleep and Inner Peace
    Sacred Psalms of Jerusalem | Hebrew Music for Sleep and Inner Peace
    Опубликовано:
  • РОЖДЕСТВО МЕССИИ | Проповедь 3 дня назад
    РОЖДЕСТВО МЕССИИ | Проповедь
    Опубликовано: 3 дня назад
  • ጸብጻብን ምስክርነታትን ጽምብልን ዝኽረ-ዓመትን፡ 7ይ ዓመት ምጅማር ኣገልግሎት Трансляция закончилась 10 дней назад
    ጸብጻብን ምስክርነታትን ጽምብልን ዝኽረ-ዓመትን፡ 7ይ ዓመት ምጅማር ኣገልግሎት "ጽንፈለኻዊ ኣገልግሎት መርሖ-ሰማያት!"|ሮቡዕ 17/12-2025 ዓ.ም.ፈ።
    Опубликовано: Трансляция закончилась 10 дней назад

Контактный email для правообладателей: [email protected] © 2017 - 2025

Отказ от ответственности - Disclaimer Правообладателям - DMCA Условия использования сайта - TOS



Карта сайта 1 Карта сайта 2 Карта сайта 3 Карта сайта 4 Карта сайта 5