У нас вы можете посмотреть бесплатно #መንደላይ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
• Melake Abraham - Mendelay | መልኣከ ኣብርሃም (መን... መንእሰይ ምሉእ ስነጥበባዊ መልኣከ- ኣብርሃም ንጸላእቲ ኤርትራን ንኸደዓትን ብጥበቡ ደጋጊሙ ዘናወጾም ሃብሮም:ተባዕ:በሊሕ:መስተውዓሊ ስነጥበባዊ እዩ:: እንሆ ሕጂ ኸኣ ነቶም ኣይንሰምዕን ኢሎም ዝዕንድሩ ግብረ-ሽበራውያን ብኸመይ ከምዝሰምዑ ተስምዕ ሕደማ ምስ ጥዕሚ ዜማ ምስ ብርቂ ዝኾነ ኣልያ መንደላይ • Melake Abraham - Mendelay | መልኣከ ኣብርሃም (መን... ዝተሰየመት ስራሕ ናብ ኢድ ኩላትና ኣረኪብና ኣሎ:: ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ እስከ ንበሎ:: ብኤርትራዊ መንነትን ብኤርትራዊ ጅግንነትን ዝሕበን ዘበለ ኩሉ ዜጋ ነዚ ብርቂ ዝኾነ ስነጥበባዊ ከመስግኖ ይግባእ:: ደጋጊሙ ብሉጽ ስራሕ ንኽሰርሓልና ከኣ እታ ካባና ተድሊ ዝቐለለት ኣበርክቶ ንሃብ:: እታ ኩሉ ዝኽእላ ኣበርክቶ ከኣ ነዛ ደርፊ ሰሚዕና Like,Share,Subscribe Comment ምባል እያ:: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷መንደላይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መንደላይይይይይይይይይይይ ኣባ ጥመር ኣብ ደቡብ ከሎ ድምጺ ወኻርያ ድምብርጽ ኣይብሎ ኣይሰምዕንየ ዝብል እንተሎ መፍቶ ኣሞራ ስጉኡ ይቑሎ ሓየት መንደላይ የጠንቅቕ ኣሎ ኣላ ሓለንጊ ታናይ ትማሊ ኣብቲ ወራራት ነበረት ኣብ ገድሊ ተረሲዕዋስ ወስ እንዶ ይበል ከም ዝሓለፈ ድማ ይሕመል ይብል ኣሎ'ወ መንደላይ ጎብለል ሓየት ነብሪ እና ተወርወረ ብኣፍ ጾሙ ደዉ እናሓደረ ዘየኽእሎ ብርስቱ ብሪሙ ዘይሓድር ከብዱ ብሕሙሙ ወዲ ሳዋ ስሑል ውላድ ሳዋ ጊሓት ሚሸት ዘለኹ ኣብ ሓለዋ ባርኖስ የለን ዝረግጻ ግራተይ ይብል ኣሎ ሩሖይ ንመሬተይ ስሙን ነብሱን መንደላይ መንደላይ ወዲ ሳዋ ብፍላ ብፍላይ መዓስ ጮማ እንዳ ተመገበ ማዩ ሰትዩ ኣባይ ዘጋልብ ብቅይኡ ዓለም ዘዛረብ ምስ ኣይኡ ተስታይ ናይ ሳሕለ ክሳብ ሕጂ ደኺመ ዘይበለ ሓደ ቅልስ ሓደ ኣላይ ወሰን ይብሉ ኣለዉ ቅሰን ህዝበይ ቅሰን ንዓይ ሒዝካ ቅሰን ህዝበይ ቅሰን ቅሰን ቅሰን ህዝበይ ቅሰን ኣለኹልካ ባዕለይ ኣነ ሓላው ወሰን ኣነ መንደላይ ዘይምሕር ሕንዘይ ተወርዋራይ ለይለይ ዓደየ ወርቂ ሚዛን ይቑረጽ ዝትንክፋን ዝሕዛን ለይለይ ታየእቱ ቁምነገር ለይለይ መዓስ ቀሲንካ ሕደር ይብል ኣሎ ይብል ኣሎሎሎ ዝብኢ መዓስ እንጉይ ናይ ዝበለ ድምጺ ኣንበሳ ስምዕ እንተበለ ከምዛ ተባዕ ክፍክር ውዒሉ ዕዝር ይብል ጭርኡ ደጉሉ ለይለይ ዓደየ ወርቂ ሚዛን ይቑረጽ ዝትንክፋን ዝሕዛን ለለይ ዓደየ ወርቂ ሚዛን የሎን ዝትንካፍን ዝሕዛን ለይለይ ምስ በዓል መን ኣመሎም ለይለይ ኣሚንካ ዘይተኣምኖም ይብል ኣሎ ይብል ኣሎሎሎሎ መንደላይ መርዚ ሕንዙ ዘይምሕር ተሒዙ መንደላይ መርዚ ሕንዙ ዘይሰድድ ተሒዙ ወዲ ሳዋ ኣባ ጥመር ብጉራ ዘይሽበር እንተሎ ዘይሰምዕ ብጽፍዒት የስምዕ ዛዕንበባ ኣብ ጎኒ እሾኽ በቒላ ክሕልዋ ካብ ዓመጺ ጉሒላ ንመሰላ ባዕለይ ክዋገኣላ እንዳ በለ ብሓንቲ ቃል ይዝምር ኣብ ደባት ውዒሉ ይሓድር ከይወራ ዝጋበኛ ዝዕንድር ቅሰን ቅሰን ህዝበይ ቅሰን ኣለኹልካ ባዕለይ ኣነ ሓላው ወሰቶ • Melake Abraham - Mendelay | መልኣከ ኣብርሃም (መን...