У нас вы можете посмотреть бесплатно ወዲ ዮኔታን መፊቦሸት ናይ ዳዊትን ዮናታንን ኪዳን ብዘይትፈልጥ ሞግዚት (አገልጋሊ)ወዲቂ ዝተሰበረ ሰብ ታሪኽ 2ይ ሳሙ 4:4 December 22, 2025 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
2ይ ሴሙ 9፣3: ንጉስ ድማ፡ ምሕረት ኣምላኽ ክገብረሉስ፡ ካብ ቤት ሳኦልዶ ገለ የልቦን፡ በለ። ጺባ ኸኣ ንንጉስ፡ ኣእጋሩ እተጐድኤ እባ ሓደ ወዲ ዮናታን ኣሎ፡ በሎ። 4: ንጉስ ድማ፡ ኣበይ ኣሎ ንሱ፡ በሎ። ጺባ ኸኣ ንንጉስ፡ እንሆ፡ ንሱ ኣብ ቤት ማኪር ወዲ ዓማኤል፡ ኣብ ሎ-ድባር ኣሎ፡ በሎ። 👉ወዲ ዮኔታን መፊቦሸት ኣብ ሎ'ዶባር ይነብር ነይሩ ሎ ዶባር ማለት ከኣ 👉 ሎ :- ማለት ኢ ማለት እዩ ዶባር ማለት:-" ቃል "ንግግር" "ጓስነት" ሎ ደባር =ኢ ቃል "ኢ ንግግር "ኢ ጓስነት "ምድረበዳ በረኻ"ማለት እዩ