У нас вы можете посмотреть бесплатно ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ብቶም ሓለምቲ - ኣቴ ኪዳነ ኣመነ [ The Dream of Greater Tigray] или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
መቸስ ልሂቃን ዓድዋ ኣብ ጎዳጉዲ ተምቤንን ተከዘን ተሓቢኦም ኣብ ዝነበርሉ እዋን፡ ጫትን ሓሽሽን ቀቅሒሞም ጽሑፋት ክጽሕፉ ይዉዕሉ ከም ዝነበሩ፡ ይትረፍ ንሕና እቶም ኣሕዋቶም'ዉን ዝፈልጥዎ ሓቂ'ዩ። ከምዚ ኣይተ ገብሩ ኣመነ ዝጸዉይዎ ዘለዉ፡ "ተጋሩ"- ኣብ ሓንጎሎም ዝነብሩ ፍጡራት ማለቱ'ዩ፡ ብቐይሕ ባሕሪ ኣቢሎም፡ ናብ ጢግሪስን ኢፍራጦስን ብምስጋር ናብ ኢራን ብምእታዉ (ቦታ ኣያቶላሕ ኩመኒ ማለቱ'ዩ)፡ ኣብኡ ሰፊሮም። በዚ'ዩ እምበኣር እቲ "ተጋሩ" ዝብል ስም ተዋሂብዎም፡ ካብ "ጢግሮስ" ዝብል ስም ከም ዝመጸ'ዩ ዝሕብረና ዘሎ። ክንቅጽል'ዶ.......፧ ሕራይ....ድሕሪኡ ከም ዑፍ ነፊሮም ናብ ግብጺ ብምስጋር፡ ፒራሚድ ሰሪሖም። ኮታስ እዛ ዓለምና፡ ተጋሩ "ጢግሮስ" እዮም ሰሪሖማ'ዩ ዝብለና ዘሎ።