У нас вы можете посмотреть бесплатно መንፈሳዊ ሕቶታት ናይ ጥምቀት Orthodox tewahdo ብ ዲያቆን የማነ# или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ እዚ channel እዚ ሕግን ስራዓትን ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓልዩ ዝኸይድ ኢዩ። ኣብዚ channel ዝዝርጋሕ ወደባት ኣእማደ ምስጢር፡ ካብ ምስጢረ ስላሴ ክሳብ ምስጢረ ትንሳኤ ምውታን፡ታሪኽ ገዳማትና፡ታሪኽ ቅዱሳን ገድሊ ናይ ቅዱሳን ፡ናይ ዕለት ስብከት ፡ከምኡ ውን ንዓናንን ንደቅና ጸሎት ዘዘውት ካብ በስመኣብ ክሳብ ጸሎተ እግዝእትነ ማርያም ፡ብግእዝን ብቋንቋ (germen) ሕዝናልኩም ክንመጽእ ኢና፡፡ ነዛ Channel besemay yhalu lbkumu በሰማይ ይሃሉ ልብኩሙ ትብል (Subscribe) (ABONNIEREN) ግበሩ። ስለ ምትሕብባርኩም ኣዚና ነመስግን የቀንተልና። ጸጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ፍቅሪ ኣምላክ ሕብረት መንፈስ ቅዱስ ምስ ኩሉና ይኹን ኣሜን ወስብሐት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ኩቡር ኣሜን