У нас вы можете посмотреть бесплатно Part 55 ሐፂር ታሪኽ አመጻጽኣ ገበርቲ/ጀበርቲ 2ይ ክፋል፡ ብመእምር በኵረጽዮን። или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ካለአይን መቐጸልታን፡ ናይቱ ቀዳማይ ፈነወ ወለዶ ገበርቲ/ጀበርቲ፡ አብ ሕብረተ ሰብናን፡ ከምኡ እውን አብ ምሉእ ክፍለ ዐለም ካሚት-ታ (አፍሪቃን)። ብአዕራብን፡ ብአዕራብ ናይ ምጽርን የመንን ዝረዐሙ ጸለምቲ በአስያንን፡ (ተባዕቲዮን)፡ ብኀይሊ ዝተገበራን/ተዐመጻን፡ በኣስያት (አንስትዮ)፡ ብዘይ ህልውና ናይቶም ዐመጽቲ ድማ፡ ካብቱ ሕሱም ሒወት ናይ አደታቶም ተወሊዶም፡ ብርህራሄ ናይ ዓድ ወላዲቶም ድማ ዝዐበዩ፡ ክፍሊ አዳምና ኢዮም። እቱ ዘኅዝን ነገር ግን፡ ነቱ ቋንቋ፡ ብህሊ፡ እምነት፡ ታሪኻዊ ኄርነት፡ ናይቱ ዘዕበዮም፡ የዋህ ዝዀነ ስድራቤትን ሕዝብን ናይ አደኦም ክሒዶም ብምጽላእ፡ ናይቱ ተዐሲቡ ብምውፋር፡ ቀቲሉን ነደኦም ዐሚጹ ገቢሩ አቝሲሉ ዝተመርቀፈ አቦ ዘይብልዎ አርሰ አዳም፡ ቋንቋን ባህልን፡ ምንፋቖም ኢዩ። ከዊኑ ግን፡ ካብ ዕሊ ዝወጸ ቃል ገቢርካ ምፅራፍ ድማ ባህልና ስለ ዘይኰነ፡ ክንቍጠብ ብትሕትና አተሐሳስብ። አኽባሪ መእምር በኵረጽዮን