У нас вы можете посмотреть бесплатно ከም ብዝሒ ሳሕልካ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
New 2020 Eritrean Orthodox Tewahedo Nay Nesha Tigrigna Mezmur ከም ብዝሒ ሳህልካ ከም ብዝሒ ሳህልካ ኣምላክ መሓረና (2) ከምቲ ምሕረትካ’ውን ይቕሬታ ሃበና (2) ኣንጽሃኒ ጎይታይ ካብ እከይ በደለይ (2) ናይዛ ጸልማት ዓለም ከይክውን ኣገልጋላይ (2) ኣነስ ፈለጥክዎ ኣበሳይ በደለይ (2) ፍጹም ኣንጽሃኒ ምህረት ግበረለይ (2) ኣምላክ ኣሕዘንኩካ እከይ’ውን ገበርኩ (2) ይቕረ ክትብለኒ ቅድመካ ወደቅኩ (2) ቅድሜኻ ወዲቀ ክልምን ነዓኻ (2) ጎይታይ መሓረኒ ምውዳቀይ ርኢካ (2) ሕጂ ንክትባርክ ቅድስት ሃይማኖትና ቅድስቲ ማህበርና ንቅዱስ መንፈስካ ጎይታ ሰደደልና (2) ሕጂ ንኽትቕበል ጸሎት ልማኖና ገዓሪ ምሕለላና ንቅዱስ ሚካኤል ጎይታ ስደደልና (2) ሕጂ ንክትሕሉ ቅድስት ሃገርና ንቅዱስ ገብርኤል ጎይታ ስደደልና (2) ለመኑ እነግር ለመኑ እነግር ሐዘነ ልብየ እንበሌኪ ማርያም እግዝእትየ /2/ ወፍጡነ ስምዒ ጸሎትየ /2/ ንመን ‘የ ዝነግሮ ሃዘን ናይ ልበይ ብዘይኻኪ ማርያም እመቤተይ/2/ ቀልጢፍኪ /2/ ስምዕዮ ንጸሎተይ /2/ ለመኑ እነግር ሐዘነ ልብየ እንበሌኪ ማርያም እግዝእትየ /2/ ወፍጡነ ስምዒ ጸሎትየ /2/