• ClipSaver
  • dtub.ru
ClipSaver
Русские видео
  • Смешные видео
  • Приколы
  • Обзоры
  • Новости
  • Тесты
  • Спорт
  • Любовь
  • Музыка
  • Разное
Сейчас в тренде
  • Фейгин лайф
  • Три кота
  • Самвел адамян
  • А4 ютуб
  • скачать бит
  • гитара с нуля
Иностранные видео
  • Funny Babies
  • Funny Sports
  • Funny Animals
  • Funny Pranks
  • Funny Magic
  • Funny Vines
  • Funny Virals
  • Funny K-Pop

🔴TBS TV| ግርማ ኣቦኦም ዘየተዓረቖም | ነዳዲ ኣብ ኢትዮጵያ | ንመስራቲኣ ምዝካር ዝጀመረት መቐለ | ዜናታት 02 መጋቢት 2018 скачать в хорошем качестве

🔴TBS TV| ግርማ ኣቦኦም ዘየተዓረቖም | ነዳዲ ኣብ ኢትዮጵያ | ንመስራቲኣ ምዝካር ዝጀመረት መቐለ | ዜናታት 02 መጋቢት 2018 3 недели назад

скачать видео

скачать mp3

скачать mp4

поделиться

телефон с камерой

телефон с видео

бесплатно

загрузить,

Не удается загрузить Youtube-плеер. Проверьте блокировку Youtube в вашей сети.
Повторяем попытку...
🔴TBS TV| ግርማ ኣቦኦም ዘየተዓረቖም | ነዳዲ ኣብ ኢትዮጵያ  | ንመስራቲኣ ምዝካር ዝጀመረት መቐለ | ዜናታት 02 መጋቢት 2018
  • Поделиться ВК
  • Поделиться в ОК
  •  
  •  


Скачать видео с ютуб по ссылке или смотреть без блокировок на сайте: 🔴TBS TV| ግርማ ኣቦኦም ዘየተዓረቖም | ነዳዲ ኣብ ኢትዮጵያ | ንመስራቲኣ ምዝካር ዝጀመረት መቐለ | ዜናታት 02 መጋቢት 2018 в качестве 4k

У нас вы можете посмотреть бесплатно 🔴TBS TV| ግርማ ኣቦኦም ዘየተዓረቖም | ነዳዲ ኣብ ኢትዮጵያ | ንመስራቲኣ ምዝካር ዝጀመረት መቐለ | ዜናታት 02 መጋቢት 2018 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:

  • Информация по загрузке:

Скачать mp3 с ютуба отдельным файлом. Бесплатный рингтон 🔴TBS TV| ግርማ ኣቦኦም ዘየተዓረቖም | ነዳዲ ኣብ ኢትዮጵያ | ንመስራቲኣ ምዝካር ዝጀመረት መቐለ | ዜናታት 02 መጋቢት 2018 в формате MP3:


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru



🔴TBS TV| ግርማ ኣቦኦም ዘየተዓረቖም | ነዳዲ ኣብ ኢትዮጵያ | ንመስራቲኣ ምዝካር ዝጀመረት መቐለ | ዜናታት 02 መጋቢት 2018

#tbstv መልእኽቲ ቲቢኤስ ፀገም ትግራይ ዝብዳህ ብብሄራዊ ስምምዕነት ኣቢልካ ብዝውለድ መንግስትነት እዩ። ዝኽረ-ሃፀይ 02 መጋቢት 1881 ዓ/ም ኣብ ታሪኽ: ቅድሚ 137 ዓመት ከምዚ ዕለት ንክብሪ ሃገሮም ዝወደቑ ሃፀይ ዮሃንስ ንዝክር። ንመስራቲኣ ምዝካር ዝጀመረት መቐለ ዕለት መስዋእቲ ሃፀይ ዮሃንስ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ቐፅሪ ቤት መንግስቲ እቶም ሃፀይ ብዝተፈለላዩ ምድላዋት ተኸቢሩ። መንግስታዊ ማእኸልነትን ሃጸይ ዮሃንስን ንመቐለ ማእኸል ገይሮም ን ኢትዮጵያ ዝመርሑ ሃጸይ ዮሃንስ ምልክት ሓርበኝነት ወለዶታት ኮይኖም ዘሊቖም። ኣንደበታት ሰላም ትግራይ ሰላማ ክትረክብን ውሕስቲ ክትኸውንን ደቃ ክትእክብ ይግባእ። ነዳዲ ኣብ ኢትዮጵያ ነዳዲ ካብቲ ዝተተመነሉ ዋጋ ወፃኢ ዝሸጡ ኣካላት ስጉምቲ ከውስድ ምዃኑ ሚኒሰተር ፋይናንስ ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ማዕጸውቲ "መስጊድ ኣል ኣቅሳ " መስጊድ ኣልኣቅሳ ን 11 መዓልታት ምዕፃው ስዒቡ ሃማስ ንእስራኤል ኣጠንቂቁ። መልእኽቲ ቤንጃሚን ኔታንያሁ ንህዝቢ ኢራን ኣብ ኢራን ዘሎ ኢስላማዊ ስርዓት ካብ ስልጣን ንምእላይ ህዝቢ ኢራን እዚ ታሪኻዊ ዕድል ክጥቀምሉ ኣተሓሳሲቡ። ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ መጋቢት ናህሪ ኩናት ንምክልኻልን ባይታ ሰላም ንምስፋሕን ኣብ ኣገዳስነት መጠሻ ሓዱሽ መንግስትነት ትግራይ ምስራሕ የድሊ። #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Comments

Контактный email для правообладателей: u2beadvert@gmail.com © 2017 - 2026

Отказ от ответственности - Disclaimer Правообладателям - DMCA Условия использования сайта - TOS



Карта сайта 1 Карта сайта 2 Карта сайта 3 Карта сайта 4 Карта сайта 5