У нас вы можете посмотреть бесплатно NPF እንታይ እዩ? – ብቅልል ዝበለ ቃላት እትገልጽ ፊልም или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
እዚ ፊልም NPF እንታይ ምኻን ይገልጽ ። NPF እንታይ ቱርጉሙን ከምኡውን እንታይ ዘጠቓለለ ምዃኑን ዝገለጽ ኣስተምህሮ እዩ እዚ ፊልም ኣካል ናይቲ ንወለዲ ዝድግፍ መደብ Trygghet Ur Stöd እዩ። እዚ ድማ ካብ Arvsfondsprojektet TrUSt – ny i Sverige ዝማዕበለ`ዩ እዚ ፕሮጀክት ንሕማም ኣእምሮ ዘለዎም ወይ NPF ብፍላይ ነቶም ኣብ ሽወደን ሓደሽቲ ዝኾኑ ዘተኮረ እዩ እዚ ፊልም ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝተዳለወ እዩ፡ ብ ሸወደን፣ እንግሊዝ፣ ትግርኛ፣ ዓረብ፣ ሶማሊ፣ ዩክሬን፣ ዳሪ፣ ከምኡ’ውን ፐርሺሰካ። ንኽልቲኡ ንጉጅለታትን ንውልቃዊ ዕላላት ዝምችእ ናይ ዘተ ጽሑፋት ኣብ ቀረባ እዋን ክቐርብ እዩ ንዓኻ ከም ወላዲ ከምኡውን ነቶም ኣብ ቤት ትምህርቲ ወይ ኣብ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንወለዲ ደገፍ ዝህቡ ሰራሕተኛታት ዝተዳለወ እዩ