У нас вы можете посмотреть бесплатно ስራሕ እቲ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ቀዋሚ ወኪል ኢጋድ ዝዀነ ቸርነት ሃሪፎ፡ እንታይ'ዩ? | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ቸርነት ሃሪፎ፡ ገና ወዲ 23 ዓመት እናሃለወ'ዩ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ቀዋሚት ወኪል ትካል ልምዓት መንግስታት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኰይኑ ሓላፍነት ተቐቢሉ። እቲ ብ7 መጋቢት 2025 ነዚ ስራሕ ክዓምም ሓላፍነት ዝወሰደ መንእሰይ፡ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምዕራፍ ጥራይ ዘይኰነ፡ ምዝንባልን ካልኦት ብድሆታትን ሰጊሩ ሕጂ ንዘለወሉ ደረጃ ክበጽሕ ምኽኣሉ፡ ፍሉይ ጦብላሕታ ዝፈጥር ይገብሮ። 👉🏽 ሳብስክራይብ ግበሩ https://bbc.in/445Jzbz ኣብ ኢትዮጵያ ዝተወልደ ቸርነት፡ ወዲ ትሽዓተ ዓመት እንከሎ ብስደት ናብ ኬንያ ኣትዩ። ኣብ መዓስከር ስደተኛታትን ከተማን ድማ ዓብዩ። ኣብዚ እዋን ብዘይካ ቋንቋ ኣዲኡ ትግርኛ፡ እንግሊዘኛ፡ ኣምሓርኛ፡ ኦሮምኛ፡ ፈረንሳይኛን ስዋሂሊን ብምምላኽ ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ጐስጓሳትን ዲፕሎማሲያዊ ስራሕትን ይሰርሕ ኣሎ። #ኢትዮጵያ ያ #ኤርትራ #ኬንያ #ኣፍሪቃ #ትግራይ -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q