У нас вы можете посмотреть бесплатно ዘገርም или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሃገረይ ናትክስ ሓቂ ባሓቂ ዘገርም ዘገርም ዘገርም'ዩ ፡ ገሊኦም ካብ ደቅኺ ደንጒዩ ገሪምዎም " ያአክል" ኢሎም ፡ ከም ዝኣኸሎም ገና ዘረጋግጽ ስጉምቲ ዛጊት አየርኣዩን ፡ እቶም ብሓለንጊ ዓመጽቲ ምፍጣሮም ጸሊኦም ዝመጹ ድማ ፡ነቲ ኤርትራዊ ተፈጥሮኦም አብ ጸልማት ዝልወጠ "ኣጽናቲ ሃገር" ጉጅለን መሰልቱን ብምትሕብባር ብሃይማኖት ብወገንን ብዓሌትን ፡ነቲ ዱሙቕ ኤርትራውነት ክብልልዎን ክዝርግዎን ካብ ዝውዕሉ ፡ዘገርም ዘየገርሞም ብምውላድኪ ብጣዕሚ ዘሕዝን ብምዃኑ መመሊሱ ይገርመኒ ሃገርይ ታሓበኒ ወሊድኪ ኢኺ፡ ፍቕርኺ ተድሪሩ ዝምሳሕ ናዓኽን ምአንታኺን ኩለንተኑኡ ዘወፈየ ፡ናትክን ካባኽን ናዓኽን ዝነበር አሎን ክህልውን`ዩ ክትጥጥዒ ፡ ክትስስኒ ፡ ክትደምቅን ኢኺ ክገርመኪ ድማ አዩ ድሕሪ ጸልማት ብርሃን አሎ ኤርትራና ዘልአለም ንበሪ ንስኺ ኢኺ ማአከል ንስኺ ኢኺ ፍቕሪ ፍቕሪ ፍቕሪ ኢኺ❤️ Subscribe and share / @abrarosmanart FB Page: / abrarosman100