У нас вы можете посмотреть бесплатно 16 July 2025 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
#በረከት_ፈጣሪ_ከየምልጠና_ሓደራ! እዚ ኣብ ምስሊ እንዕዘቦ ዘለና ቤተክርስትያን ኣብ ወረዳ #ኣሕፈሮም_ጣብያ_ማይቀያሓት_ቁሸት_በቲሓንስ ዝርከብ ኮይኑ ኣብዛ ንእሽተይ መፃንሒ ህንፃ ክልተ ታቦታት #ታቦተ_መድኃኔዓለምን_ታቦተ_ማርያምን ዝሓዘ ኮይኑ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሕጋዊ ኣፍልጦ ቤተ_ፀሎት ንኽኸውን ተፈቒዱሉ ስሩዕ ግልጋሎት እናሃበ ይርከብ ኣሎ። ይኹን እምበር ስሩዕ ህንፃ ዘይብሉ፣ንዋየ ቅዱሳን ዘይብሉ፣ሓፁርን ኣፀድ ተኽልን ዘይብሉ ኮታስ ናይ ውልቀ ገባር ገዛ መሲሉ እንትረኣየና፣እዚ #ክባር_ታቦታት ኣብ ነዃል ህንፃ እንትዓርፍን እንትንዕዘብ ከመይ ይስመዐና ይኸውን ምስ ልብና ንማኸር። ነባሪ እዛ ቁሸት ንሓደ ከፍለ ዘመን ዝኣክል ኪሎሜትራት እናተጓዓዘ ኣብ ራሕቒ እንትፅሊ፣ናብ ርሑቕ ቤተክርስትያን ኣስካሬን ተሸኪሙ ነዊሕ እንትጓዓዝ፣ኣረጋውያን ሰኣን ዓቕሚ ካብ ፀሎት ተፈልዮም ሰንበት ምድሪ ኣብ ገዝኦም ኮፍ ምስበሉ ወዘተ እዞም ኩሎም ፀገማት ተፃዊሮም ንነዊሕ እዋናት ዘሊቖም እዮም።ሐዚ ግና ኣብ ጉንዲ ገዝኦም ንእሽተይ ህንፃ ሃኒፆም ታቦታት ኣእትዮም ብሓደ ልቢ ፀሎት ጀሚሮም ኣለው። እሞ ኣብዚ ኣዋርሕ ሰረቱ ዝጅምር ዘመናዊ ህንፃ ክሃንፀ ኣብ ልዑል ምርብራብ ዝርከቡ ኮይኖም ብዙሕ ሓገዝን ገንዘባዊ ድጋፍን ይጠልቡ ስለዘለው በቢዘለናዮ ዘዝኸኣልናዮ ብምሕጋዝ በረከት ናይ ፈጣሪ ክንካፈል ልዑል ፃውዒት ገይሮም ኣለው። ናይ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ ወጋገን፦1012104730102 ንዝበለፀ ሓበሬታ ❤ቀሺ ገ/ሄር ታደሰ_ገበዝ 📲0977069490 ❤ቀሺ ተኽለወይኒ ገ/ሄር_ሰበኻ ጉባኤ📲0990326598 ❤ቀሺ ነጋሽ ኪ/ማርያም_ሰበኻ ጉባኤ📲0919066128 ❤ኣይተ ተስፋይ ገ/ላሰ_ሰበኻ ጉባኤ 📲0927755281 ❤ኣይተ ሃይላይ ተኹሉ_ሰበኻ ጉባኤ 📲0919066353 ይደውሉ 👉ሼርርርርርርርርርርርር ዓባይ ሓገዝ እያ!