У нас вы можете посмотреть бесплатно ሕያዋይ ጓሳ/HEYAWAY GUASA/ New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
#ሕያዋይ ጓሳ ሕያዋይ ጓሳ ፡ ምሕረትካ ዓቢዩ ደንግጸልና ሎሚ ፡ እምነትና ስሕዩ ኣብ ቤትካ ክንነብር፡ ፍቓድካ ካብ ኮነ ጣዕሳ የብሉን፡ ምሳኻ ዝኾነ 1. ብበደል ማሲነ ፡ ተገፊፉ እቲ ጸጋይ ኃያል ኣቦ ስኢነ ፡ ክሃልኽ ብመከራይ ድምጽኻ ምስ ሰማዕኩ ፡ ኣምላኸይ ራህሪህካለይ ክጽምብል ንሓጎሰይ ፡ ተመሊሱ እንድዩ ርስተይ 2. ብዝሙት ዝረኸሰ ፡ ሰውነተይ መቕደስካ ኣዕቢረዮ ቃላትካ፡ ተፈልየ ካብ ጸጋኻ ንብዓተይ ምስ ወሓዘ፡ ተደፊአ ኣብ እግርኻ ኃጢኣተይ ደምሲስካለይ፡ ኣመስጊነ ነዓኻ 3. ያኢ ክሠምረለይ ፡ ከጥፈኣካ ሓሊነ መጓሰኻ ከሳድድ፡ ጥፍኣት እንድየ ኣሊመ መንገደይ ለዊጥካዮ፡ ተሰሊፈ ኣብ ዕዮኻ ክመልስ ንባሮትካ፡ ኣስተምሂረ ቃላትካ 4. ዘመነይ ባርኸለይ ፡ ፀጋኻ ክኸበኒ ትምኒት ሥጋ ሓላፊ ፡ ክበልየለይ ኣርእየኒ መንፈሳዊ መንገደይ፡ ጀሚረ ክዛዝሞ ኣኽሊል ዓወት ክደፍእ ፡ ድሌት ልበይ ፈጽሞ #orthodoxmezmur #eritreanorthodoxmezmur