У нас вы можете посмотреть бесплатно ቀሽን ደብተራን ጠንቃሊን ዝነበረ መስደመም ምስክርነት! или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ነዞም ብምድሓን ቲቪ ንጎይታ ተቐቢሎም መስኪሮም ዘለዉ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዓቢ ሓላፍነት ዝነበሮም ዓበይቲ አድባራት ክመርሑን ክውንኑን ዝነበሩ (5) ኣቕሺሽቲን መርጌታታትን መማህራንን ናትና ናይ ኣመንቲ ሓገዝ የድልዮም እዩ, ምኽንያቱ ክምስክሩ ከለዉ ነቲ ናይ ጥልቂ ኦርቶዶክሳዊ ጥንቆላ እናቃልዑ ነቲ ህዝብና ካብ ድቕድቕ ጸልማት ናብ ዜገርም ብርሃን የውጽእዎ ስለ ዘለዉ ብዙሕ ተገፍዖን ስደትን መከራን ይበጽሖም ኣሎ, ስለዚ እቶም ናይ ወንጌል ሓላፍነት ዝስምዓኩም ቅዱሳን እቲ ዕዮ ወንጌል ናይ ኩልና ጾር ስለ ዝኾነ ብትክእልዎ "ምስ ምድሓን ቲቪ ቦርድ ብምትሕብባር" ነዞም ጨኪኖም ተቢዖም ወጺኦም ዝምስክሩ ዘለዉ የማናይ ኢድኩም ብምሃብ ሓገዝ ክትገብሩሎም ኣጆኹም ክትብልዎም ብጎይታ ፍቕሪ ነሓትት። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ ትደልዩ ኩሉኹም በዛ ቁጽሪ ዋትስአፕ ጸሓፉልና, +27 618486284 የሱስ ክርስቶስ ንዘልኣለም ጎይታ እዩ !! ምድሓን ተለቪጅን