У нас вы можете посмотреть бесплатно Eritrea: Sacttism - Part 4 - gf'tatn ngdawi mHawratn flipos ab mbraQ afriqa 4ይ ክፋል или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
Subscribe: / @asmarinodotcom ብሃለፍታ ዝቐዝፋ …ሕጊ-ኣልቦ ትካላት ፍሊጶስ (ግፍዕታትን ንግዳዊ መሓውራትን ፍሊጶስ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ) 4ይ ክፋል ድሕሪ ኩነታት ምስ ኢትዮጵያ፡ ወትሃደራዊ ኣቃውማ ሓይልታት ምክልኻል፡ ካብ ኮራት ናብ ስርሒታት ምስተለወጠ፡ ፍሊጶስ’ውን ካብ ኮር 161፡ ብቀጥታ ኣዛዚ ስርሒት ዞባ 02 ኮይኑ እዩ ቀጺሉ፡፡ ፍሊጶስ ድሕሪ ምስ ኩናት ኢትዮጵያ ኣብ ተወርዋሪ እዚን ኣብ ቤ/ጽ ጀነራል (ባለነኪ) ምስተመደበ ውን፡ ኣብ ሜዳን ኣብ ኩናት ምስ ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ሕሱም ተግባራቱ ዚያዳ ቀጺልዎ እዩ፡፡ መርኣያ ጭካንኡን ሕሱም ተግባራቱን ድማ፡ ኣብ ቀጽሪ ቤት ማእሰርታት ዓዲ ኣቤቶ፡ ማይስርዋ፡ ማይሑጻ፡ ዓላ፡ ሰረጀቓን ዓዲ ንፋስን ዝፍጸም ኢሰብኣዊ በደላት እዩ፡፡ እቶም ቀንዲ ጨካናት ኣፈጸምቱ ድማ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት ዝጠቐስኩዎም መርመርትን ኣባላት ኮሚተ ፍርድን’ዮም፡፡