У нас вы можете посмотреть бесплатно ገድሊ ናይ ጻድቕ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ብ ብሓውና ኣንጎሶም ቀሺ 5 መጋቢት2013 14/3/2021# или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ እዚ channel እዚ ሕግን ስራዓትን ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓልዩ ዝኸይድ ኢዩ። ኣብዚ channel ዝዝርጋሕ ወደባት ኣእማደ ምስጢር፡ ምስጢረ ስላሴ መን ፈጠረካ፡ ምስጢረ ስጋዌ፡ ምስጢረ ጥምቀት፡ ምስጢረ ቅዱስ ቊርባን፡ ምስጢረ ትንሳኤ ሙታን፡ መዝሙር ሸብሸቦ ግእዝ ናይ ዕለት፡ ፡ታሪኽ ገዳማትና፡ታሪኽ ቅዱሳን ገድሊ ናይ ቅዱሳን ፡ ንደቅና ጸሎት ዘዘውት ካብ በስመኣብ ክሳብ ጸሎተ እግዝእትነ ማርያም ፡ብግእዝን፡ብትግርኛ፡ ብቋንቋ (germen) ሕዝናልኩም ክንመጽእ ኢና፡፡ ነዛ Channel besemay yhalu lbkumu በሰማይ ይሃሉ ልብኩሙ ትብል (Subscribe) (ABONNIEREN) ግበሩ። ስለ ምትሕብባርኩም ኣዚና ነመስግን የቀንተልና። ጸጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ፍቅሪ ኣምላክ ሕብረት መንፈስ ቅዱስ ምስ ኩሉና ይኹን ኣሜን ወስብሐት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ኩቡር ኣሜን