У нас вы можете посмотреть бесплатно Kiros Asfaha - Emo Dema Sleki (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS / habeshaplus #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ ይብል ኣለኹ ሶንሶለመ ቃለይ የሕድስ ደጊመ ሎሚ ሓሊበ ንጽባሕ ከስትየኪ ጸባ ርግኦ ብራሕ ህዝብኺ ጥታይ ሙኡዝ ሂወት ይምራሕ እምበር ኣነስ ኣለኹ ብመስርሕ ሎሚ ይኹን ጽባሕ ኣብ ዶባት ለበዋይ ከጽንዕ ኣብ ማእከል መሬርትኪ ከልምዕ ብረትን ነዊትን ብማዕረ ክሕርስ ክቱክስ ክበራረ ኤረይ ሂወትኪ ክሳብ ዘይማዓረ ከም ፈረስ ደዊለ ክሓድሬ ሃገረይ ሃገር ሓላላት ሃገረይ ሃገር ሰማእታት ሃገረይ ሃገር ሕውነት ሃገረይ ሃገር ጅግንነት ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት እዛ መሬት እዛ ዘውዲ እዛ ሃገር እዛ ዓዲ ወሰን ወሰን ክበብዋ ኣብ ማእከላ ዕየይዋ እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ ገነት ኤደን ኣምስልዋ ተሳኒኹም ዕየይዋ ገነት ኤደን ኣምስልዋ እዛ ብሩር እዛ ወርቂ እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ ሽማ ሰማይ ከይዓረገ ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ ከይትደክም ከይትሕለል ወላ ሳዓብ ሁወት ክፈል ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ ሃገረይ ሃገር ሓላላት ሃገረይ ሃገር ሰማእታት ሃገረይ ሃገር ሕውነት ሃገተይ ሃገር ጅግንነት ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት እሞ ድማ ስለኺ እሞ እሞ ክንዲ ክንዳኺ እሞ እሞ ስለ’ቲ ባሕሪ እሞ እሞ ስለ’ቲ ሕድሪ እሞ ከመይ ዘይ ሓልፍ ከመይ ዘይ ብጆ ሃገር እንዲኺ ሓለፋ ሃገራት ጠዋሪተይ ጠዋሪተይ ሓያም ግራት ፍቕርኺንድዩ ኣመና ኸቢዱ ወዮ ሕድረይ ሕድሪ ወሊዱ ዓይነይ ሃገር የማዕዱ ልበይ ሃገር ሰኒዱ ኩለንትናይ ሃገር ሃገር ኮይኑ ሃገር ሃገር ሃገር ሃገር ሃገር... ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር እናሻዕ ኣብ ውሽጠይ ዝሳወር ዝብለኒ ማዕረ ዑፍ ተወርወር ቀጠልያ ክደነኒ ዉፈር ዝብለኒ ተሰቐል ተሸንከር ኣበርቲዕካ ዕየ ተመራመር ዝብለኒ ደምካ ራሃጽካ ብቕዓትካ ኩለንትናኻ ውሂዱ ሓድነት ይፍጠር ገለ ዝዝከር ነገር ግበረላ ነዛ ሃገር ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር ሕውየት ቁጠባ መድሃኒቱ ብልጽግና ሰላም ሕመረቱ ሕማም ሃገር ሰማይኪ ሰሪቡ ሓቒቕ ከይፈሰሰ ባሕርኺ መሊኡ ሞግስዕ ከይመለሰ መሬትኪ ሰቢሑ ካዕበት ከይ ተሓፍሰ ሃገረይ ቀደምኪ ክሳብ ዘይተመልሰ ኣይክዓርፍንየ ኣበደን ሕልናይ ፍቓዱይኮነን ሰማይ ኩኒ ዕረጊ ወቅብለይ ማዕርጊ ዕበይሉ እዝ ህዝቢ ዓለማት ኣዛርቢ ኩንለይ’ሞ ሰላም ኩንለይ’ሞ ፍቕሪ ባርኽዮ’ቲ ባሕሪ ልዕሊ ኹለን ሕደሪ ልዕሊ ኹለን ሕደሪ ሰማይ ኩኒ ዕረጊ ወቅብለይ ማዕርጊ ዕበይሉ እዝ ህዝቢ ዓለማት ኣዛርቢ ኩንለይ’ሞ ሰላም ኩንለይ’ሞ ፍቕሪ ባርኽዮ’ቲ ባሕሪ ልዕሊ ኹለን ሕደሪ ልዕሊ ኹለን ሕደሪ እዛ መሬት እዛ ዘውዲ እዛ ሃገር እዛ ዓዲ ወሰን ወሰን ክበብዋ ኣብ ማእከላ ዕየይዋ እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ ገነት ኤደን ኣምስልዋ ተሳኒኹም ዕየይዋ ገነት ኤደን ኣምስልዋ እዛ ብሩር እዛ ወርቂ እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ ሽማ ሰማይ ከይዓረገ ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ ከይትደክም ከይትሕለል ወላ ሰዓብ ሁወት ክፈል ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ