У нас вы можете посмотреть бесплатно Saron Arefaine “ጎይታ ህይወተይ ኢኻ” //Goyta Hiwetey Eka// ሳሮን ኣረፋይነ 2023 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣባኻ ኣብ’ቲ ኹሉ ዝኽእል ነገረይ ውዱእ'ዩ (x2) ኣባኻ ኣብ'ቲ ኹሉ ዝፈልጥ ጉዳየይ ቅሉዕ (x2) ነገረይ ውዱእ'ዩ(x4) ጉዳየይ ቅሉዕ'ዩ (x4) ንስኻ ዘይትርእዮ እንታይ ኣሎ ድዩ ኣነ ዝኸዶ ንስኻ ዘይትፈልጦ እንታይ ኣሎ ድዩ ኣነ ዝሓልፎ ካብ ኣፈይ ቃል ከይወጸ ከይጸለኹ'ኳ ተስተዉዕሎ ንኣይ ክትሰርሓኒ ግን ንመልሰይ ተጽንሖ ኣምላኸይ ኩሉ ኢኻ ትፈልጥ ኣምላኸይ ስራሕካ ትመዝን ኩሉ ኢኻ ትፈልጥ ስራሕካ ትመዝን ሙዃንካ ፈሊጠ፡ ንስቕታኻ ኣሜን'ዩ ምላሸይ (x4) ናይ ነገራት ንየውነጀው ምባል ምስጋናይ ክሰርቆ ትዕግስተይ ክጽንቅቕ ትጽቢተይ ከንቱ ክገብሮ ኣባኻ ግን ከምኡ ኣይኮነን ልዕሊ ዓቕምኻ ዝብሃል እንታይ ኣሎ ይትረፍ ናተይ ንእሽተይ ነገር ዓለማት'ካ ብኣኻ ተጼሩ'ሎ እዚ ፍልጠት እዚ ኣዝዩ ልዑል'ዩ ኣይክእልን ክበጽሖ ንስቅታኻ ኣሜን ክብል ዓቅሚ ኮይኑኒ ኣሎ እዚ ፍልጠት እዚ ኣዝዩ ልዑል'ዩ ኣይክእልን ከርክቦ ምሳኻ ክሰማማዕ ሓይሊ ኮይኑኒ'ሎ ኣምላኸይ ኩሉ ኢኻ ትፈልጥ.... ጸሎተይ ይመለስ ኣይመለስ ሕጂ'ውን ጎይታ ሂወተይ ኢኻ ቑጻረይ ይፈታሕ ኣይፈታሕ ሕጂ'ውን ጎይታ ሂወተይ ኢኻ ድሌተይ ይፈጸም ኣይፈጸም ሕጂ'ውን ጎይታ ሂወተይ ኢኻ ንስኻ ስቕ እንተበልካ መን'ዩ ዝቐውም ክነቕፈካ ጎይታ ህይወተይ ኢኻ/4 የሱስ ጎይታ ኢኻ ኢለ ዝእውጆ ኣዋጅ መኣስ ጥራይ ኮይኑ ናይ ዓወተይ ዓውታ ኣብ ኩሉ ጊዜ ኣብ ኩሉ ኩነታት ጎይታ ህይወተይ ኢኻ ከምቲ ናይ ፈለማ ከምቲ ናይ መጀመርታ ጎይታ ህይወተይ ኢኻ/4/