У нас вы можете посмотреть бесплатно ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show 12 Mar.2025 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 00:34 - ምምላስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣጸጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን 01:31 - ሕ/ኣፍሪቃ ምምስራት ጎናዊ መንግስቲ ሱዳን ዘለዎ ሓደጋ የጠንቅቕ 04:46 - ኣብ መንጎ መሪሕነት ውድብ ህወሓትን ግዜያዊ ምምሕዳርን ዘሎ ወጥሪ 22:56 - ዕላል ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ 00:34 - Ethiopian Migrants Return from Saudi Arabia 01:31 - AU on Paralle Gov't in Sudan 04:46 - TPLF and IRA Drift 22:56 - Interview with Author Genet Yebrah 🔵 VOATigrigna Daily Show 🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world. » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትርግኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://bit.ly/3e1Wcvz ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ:: ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com/ » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna » ኢንስታግራም / voatigrigna » ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::