У нас вы можете посмотреть бесплатно Eritrean New Comedy 2022 Arbia original video By The Legend Memhr Solomon Gebrezgabiher! "ኣርባዓ" или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
እዛ ኮሜዲ፡ ሓንቲ ካብተን ታሪኻዊት ኮሜዲ ኣብ ሱሳታት፡ ብኣቦና በሃር ኮሜድያዊን ደራስን ዳይረክተርን ጋዜጠኛ መም/ሰሎሞን ገብረዝጋብሄር ዝተዓየት ኮይና። ኣብ 1995 ብመልክዕ ቪድዮ ምስ ኤርትራ ቪድዮ ሰርቪስ ብምኳን ናብ ወለዶታት 90 ክትበጽሕ ተገይራ እያ። ታሪኽን ባህልናን ኣብ ምዕቓቡ ግደ ኩልና'ኳ እንተኾነ፡ ንፍርያት ዚዘርጉ ግና ኣይተሳእኑን። ነቲ ፊልም ክሳብ ሕጂ እናቆራረጹን ብዘይ ሕጋዊ ኣገባብ ክዝርጋሕ'ውን ጸኒሑ'ዩ። ስለዝኾነ ብሕጊ ኮፒ ራይትን ዓለም ለኻዊ ፕረስ ፊልም፡ ንፍርያት ፊልም መም/ሰሎሞን ብዘይ ሕጊ ዚዘርገሐት ቻነልን ዝጻዓነት፡ ግቡእ መቕጻዕቲ ወሲዳ ካብ ዩቱብ ቻነል ክትእለይ እያ። እዚ ፍርያት ናይ ህዝብን ናይ ወለዶታት ዜጋ ክሳብ ዝኾነ ምዕቃቡ ሓላፍነት ኩልና'ዩ። ናብዚ መስርሕ ዘብጻሓና ምኽንያት'ውን ኣብ ጥበባዊ ስርሓትና ዕንወት ይበጽሕ ስለዘሎ'ዩ። ክቡራት ኣፍቀርቲ ጥበብ፡ ብኣገባብ ናብ ኩሉ ክበጽሕ ሼር ምግባር ደኣ'ምበር ቆራሪጽካ ምብዛሕ ነወግዶ። እተን ዝተረፋ ፍርያት መም/ሰሎሞን ገብረእዝጋብሄር'ውን በዚ ኣገባብ ናብ ህዝቢ ክቐርባ እየን።