Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео


Скачать с ютуб Miriam Tadese-ftwey tmrex eka/ፍትወይ ትምረጽ ኢኻ/ new Tigrinya-protestant-song(official__music-video) в хорошем качестве

Miriam Tadese-ftwey tmrex eka/ፍትወይ ትምረጽ ኢኻ/ new Tigrinya-protestant-song(official__music-video) 3 месяца назад


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru



Miriam Tadese-ftwey tmrex eka/ፍትወይ ትምረጽ ኢኻ/ new Tigrinya-protestant-song(official__music-video)

#eritrea #tigrinja #mezmur ሰላም ኣምላኽ ይብዝሓልኩም ዝኸበርኩም ተኸታታአልቲ ናይዛ ቻነል። ብመጀመርያ ክብርን ምስጋናን ነቲ ዓብይን ልዑልን ኣምላኽና ይኹን። ቀጺለ ድማ በቲ ጎይታ ዘሕደረለይ ጸጋ መሰረት እዛ ኣብ ልበይ ዝፈሰሰት መዝሙር ንዓኹም ን በረኸት ክትከዉን ባህ እናበለኒ ይዝርግሓ ኣለኹ። እዛ መዝሙር እዚኣ ነቲ ካብ ድቅድቅ ጸልማትን ናይ ደልሃመት ሂወትን ኣዉጺኡ ኣብ ናይ ብርሃን ናብራ ብ ሓጎስን ዓወትን ዘመላልሰኒ ዘሎ ጎይታ ን ምስጋና ክብሩ ክትበቅዕ ኣብ ዉሽጠይ ካብ ዝፈሰሳ ቅኔታት ሓንቲ እያ። ብ ጸግኡ ብሕጂ ዉን ክዝመረሉን ምስጋና 'ኡ ከዘንቱ ክነብርን እየ። ሰሚዕኩም ክትባረኹ ፡ ተባሪኽኩም ድማ ንካልኦት ንበረኸት ምእንቲ ክትከዉን ን ኣሕዋት ከተካፍሉ ተስፋ ይገብር። ን ትገብሩለይ ኩሉ ሓገዛትኩምን ምትብባዕኩምን እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ይባርኽኩም። ዘለኩም ርእይቶን ሓሳባትን ኣብ ታሕቲ ጸሓፉለይ። ኩሉ ብ ዓቅመይ ክምልስ ድልዉቲ እየ። ሓፍትኹም ትዕበ!

Comments