У нас вы можете посмотреть бесплатно ምርዳእ ስርዓተ ሕጊ፡ ኣብያተ ፍርዲን ሕጋዊ ደገፍን (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) | SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ስርዓተ ሕጊ ኣውስትራሊያ ፍትሒ ንምርግጋጽን መሰላት ዜጋታታ ንምሕላውን ተባሂሉ ዝተገብረ ዝተሓላለኸ ቅርጺ እዩ ። ኣውስትራልያ ከም ፈደረሽን ፡ ሽዱሽተ ግዝኣታትን ክልተ ክልላትን ትሓቍፍ ፣ ነፍሲ ወከፍ ግዝኣታ ድማ ናይ ገዛእ ርእሳ መንግስትን ሓጋጊ ኣካልን ስርዓተ-ቤት ፍርድን ዘለዋ ኰይና ፡ ጐድኒ ጐድኒ ናይ ሓባራዊ ኃብቲ (ፌደራላዊ) ስርዓታት ኰይና ትዓዪ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣውስትራሊያ ትሕዝቶ እዚ ፡ እዚ ስርዓት ብኸመይ ከም ዝዓዪን ሕጋዊ ሓገዝ ንምርካብ ዘሎ ኣማራጺታትን ክንርኢ ኢና ። More from SBS Tigrinya: https://www.sbs.com.au/tigrinya #sbsaudiopodcast #sbstigrinya #tigrinya