У нас вы можете посмотреть бесплатно ድንኳን ዳዊት ክትትንስእ እያ / Pastor Tesfatsion Hagos day1 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
"በታ መዓልቲ እቲኣ ነታ ዝወደቐት ድንኳን ዳዊት ከልዕላ፣ ነቓዓታ ኸኣ ከጣጥእ እየ፣ ነቶም ካብ ኤዶም ዝተረፉን ነቶም ብስመይ እተሰምዩ ዅሎም ህዝብታትን ኪወርሱስ፣ ንዑናኣ ኸልዕሎ፣ ከምቲ ብዘመን ጥንቲ ዝነበረቶ ገይረ ኸኣ ክሀንጻ እየ፣ ይብል እቲ ነዚ ዚገብር እግዚኣብሄር። እግዚኣብሄር ይብል ኣሎ፣ እንሆ፣ እቲ ሓረስታይ ንዓጻዳይ፣ እቲ ጸማቝ ወይኒ ድማ ነቲ ዘራኢ ዘርክበሉ መዓልትታት ኪመጻ እየን። ኣኽራን ከኣ ኵልዒ ወይኒ ኼንጠብጥብ፣ ኵሉ ዅድዅዶታት ድማ ኪመክኽ እዩ። ኣነ ኸኣ ንህዝበይ እስራኤል ካብ ምርኮ ኽመልሶ እየ፣ ንሳቶም ድማ ነተን ዝባደማ ኸተማታት ኪሀንጽወንን ኪነብርወንን እዮም። ኣታኽልቲ ወይኒ ኪተኽሉ፣ ወይኒ ኸኣ ኪሰትዩ፣ ኣታኽልቲ ኺገብሩ፣ ፍሬኡውን ኪበልዑ እዮም። ኣነ ኣብ ምድሮም ክተኽሎም እየ፣ ድሕርዚ ኸኣ ካብታ ዝሀብክዎም ምድሮም ከቶ ኣይኪምንቈሱን እዮም፣ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።" ኣሞጽ 9፡ 11-15 "ምስ እዚ ድማ እቲ ቓል ነብያት ይሰማማዕ፡ ከምቲ፡ እቶም ዝተረፉ ሰብን ስመይ ኣባታቶም እተጸውዔ ዂሎም ኣህዛብን ንጐይታ ምእንቲ ኺደልዩ፡ ነታ ወዲቓ ዘላ ድንኳን ዳዊት ከም ብሓድሽ ክሰርሓ፡ ነቲ ዖናኣ ኽሕድሶ ኸም ብሓድሽውን ከቕንዖ እየ፡ እዚ ነገርዚ እቲ ኻብ ዘለኣለም ፈሊጡ ዚገብሮ ጐይታ ይብል ኣሎ፡ ዚብል ጽሑፍ እዩ።" ግብ15፡ 15