У нас вы можете посмотреть бесплатно 🔴TBS TV| ዓለም ዘይትፈልጦ ውግእ! | ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ | ርክብ ሱዳንን ኢንግሊዝን ዜናታት 19 ጥሪ 2018 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
🔴ዜናታት እዚ ዕለት መልእኽቲ ቲቢኤስ ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ። ሕቶ ተጋደልቲ ናብ ኣሃዱና ዝመፀ ረቛሒ ምልመላ ምስንባት ተጋደልቲ፡ ንኣና ዘይጠመተን ብቀፃልነት ኣብ ህይወትና ፅልዋ ዝፈጥርን እዩ ሕቶና ተቐባልነት ኣይረኸበን ናብ ዝነበርናዮ ኣብያተ ዕዮና ክንምለስ ዝሓተትናዮ ሕቶ ውድቂ ምዃኑ ቅርታ ፈጢሩልና :: ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ ሚዲያ ስለዝረኸብካ ጥራይ ዝዝረቡ ዘየድልዩ ቃላትን ፅሑፍትን ንትግራይ ዋጋ የኽፍልዋ ኣለው:: ዓለም ዘይትፈልጦ ውግእ ፀገም ትግራይ ብሰለማዊ ፖለቲካዊ መንገዲ እምበር ብኲናትን ውግእን ክፍታሕ ኣብ ዘይኽእለሉ ዓለማዊ ኩነታት ኣለና። ወፍሪ መጥባሕቲ ሆስፒታል ዓይደር ካብ 30 ለካቲት -30 መጋቢት ን 1 ወርሒ ዝፀንሕ ወፍሪ መጥባሕቲ ከምዘዳለወ ተገሊፁ:: ርክብ ሱዳንን ኢንግሊዝን ኣብ ምርግጋእ ፀጥታ ሱዳንን ክልተኣዊ ዝምድናን ዘድሀበ ዘተ ተኻይዱ:: እዱብ ኣንደበት ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ። #tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ