У нас вы можете посмотреть бесплатно Teddy Gere - Felasi Debri/ፈላሲ ደብሪ New Tigrigna This Year или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
New Tigrigna song 2019, ምስ ሙሉእ ግጥሙ Please don't forget to Open, Like, SUBSCRIBE, and SHARE the following links; / teddygere https://www.alenado.com / merirwedi =======ግጥሚ====== ተኣምነልኪንዴ ተኣሚነልኪንዴ ተኣሚነልኪ፣ ክእመነልኪየ ክእመነልኪ ገና ክእመነልኪየ ከእመነልኪ፡፡ ====================//================== ኣይወላወለልክንየ ቁረበለይ ተበልክኒ፣ ስዑርኪንዴ ግዙእ ናትኪ ሕራይ ጌርኪ ትመልክኒ፣ ንስኺ ዝበሃግክዮ ዝደለኽዮ ክትወስዲ፣ ኣየደራረዐክንየ ሕልፊ ክብረይ እንዲኺ ግዲ፡፡ ሎሚውን ከምቲ ኣመለይ ትፍቕርኺ ተመጊበ፣ ስዒረዮ ትንቡሩ እኽለማይ እንዴ ተሓሪመ፡፡ ክእመነልኪንዴቲ ምሒለ ዝጠሓልኩልኪ፡፡(x2) ካልኦት ከየናዲ ማዕዶ ሰጊርኪለ፣ ዝያዳ ዓይነይሲ ልበይዩ ዘፍቀረ፡፡ ዋላ ተረኣኹ ኣእላፋት ከምሰበይ፣ ኣይትጠራጠሪ ተራይብሉን ዓይነይ፡፡(x2) ሙሉእ ልበይ ዝዓቖሮ ክቱር ፍቕርኺ ከለኒ፣ ነዐአን ነተን ዘይናተይ ተላመደን ካብዝብሉኒ፡፡ ጥሒሰ ገደል ዱሩ፣ መዋእለይ ንሓዋሩ፣ ፈላሲ ደብሪ ኮይነ ክእመንየቲ ዝደሊ፡፡(x2) =======================//============== መርወይት ጽምኢ ፍቕርና እንዲኺ ሓላል ኣደ፣ ፍቕሪ ናትኪ ትሓንጊጠ ነዊሕ ርሕቐትየ ከይደ፡፡ ፈተና ተወሓዘ፣ ክሓልፎየ ብርግጽ ሓላል ነኣኺ ሒዘ፡፡ ሳላኺንዶ ዕንቊየ ዕንቊ ባሕሪ፣ (x2) ዝውሕዝ ዘሎ ዝዛሪ (x2) ፍቕሪ ንፍቕሪ፡፡ ዘሪእኻዮ ወሃቢ ፍረ..........፣ ጽኑዕ ፍቕሪ ዘይደል መብረ፡፡ ቐጻሊዩ ክቕጽል ገና ፣(x2) ኣብዛ ዓለም ከለና ዋላውን ድሕሪ ሞትና እንታይ ይፍለጥ???፡፡ ብ ተኽለ Miracle & ቴዲ