У нас вы можете посмотреть бесплатно [ምሉእ ትረኻ መጽሓፍ] ኣቶማዊ ልምድታት (ብድምጺ | Tigrigna Audiobook) | ኣሕተምቲ ደርማስ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ብንኣሽቱ ለውጥታት፡ ዓበይቲ ውጽኢታት። ልምድታትካ ኽትልውጥ ትሽገር እንተ ሃሊኻ እቲ ሽግር ንስኻ ኣይኮንካን፡ ኣገባብካ እዩ። ሕማቕ ልምድታት ዝደጋገሙሉ ምኽንያት ንስኻ ክትልወጥ ስለ ዘይደለኻ ኣይኮነን፡ ብጌጋ ኣገባብ ክትምራሕ ስለ ትፍትን ዘለኻ እዩ። ናይ ጀይምስ ክሊር Atomic Habits (ኣቶማዊ ልምድታት) ብምንባብ ህይወትኩም ለውጡ። ምዕራፋት 00:00:00 - መእተዊ፤ ዛንታይ 00:39:06 - 1፤ ዘገርም ሓይሊ ኣቶማዊ ልምድታት 01:07:32 - 2፤ ልምድታትካ ንእንታይነትካ ዝቐርጹሉ መገዲ (ከምኡ'ውን ብግልባጡ) 01:36:54 - 3፤ ዝሓሸ ልምድታት ንምህናጽ ዝሕግዙ ኣርባዕተ ንጹራት ሜላታት 02:07:48 - 4፤ እቲ ዘይጠዓየ ሰብኣይ 02:28:50 - 5፤ ሓድሽ ልምዲ ክንጅምረሉ ንኽእል ዝበለጸ መገዲ 02:52:02 - 6፤ ካብ ድርኺት ንላዕሊ፡ ኵነታት ወይ ኣከባቢ የገድስ 03:14:40 - 7፤ ምስጢር ነብሰ-ቍጽጽር 03:27:42 - 8፤ ዘወናውን ልምዲ ንምፍጣር 03:53:26 - 9፤ ፈተውትን ስድራቤትን ኣብ ምቕራጽ ልምድታትካ ዘሎዎም ተራ 04:17:30 - 10፤ ናይ ሕማቕ ልምድታትና ጠንቅታት ምልላይን ምዕራይን 04:41:28 - 11፤ ቀስ ኢልካ ሰጕም፡ ንድሕሪት ግን ኣይትመለስ 04:54:33 - 12፤ ሕጊ ዝወሓደ ጻዕሪ 05:16:38 - 13፤ ሕጊ ኽልተ-ደቒቕ = ፈውሲ ምውንዛፍ 05:35:47 - 14፤ ንጽቡቕ ልምድታት ብፍጹም ዘይጕሰዩ፡ ንሕማቕ ልምድታት ግን ብፍጹም ዘይትግበሩ ንምግባር 05:55:51 - 15፤ ኣውራ ሕጊ ናይ ምልዋጥ ባህርያት 06:22:36 - 16፤ ንልምድታትና ኣካል ዕለታዊ ህይወትና ንምግባር 06:46:36 - 17፤ ብመሰኻኽር ተሓጊዝና ኣብ ልምድና ንምጽናዕ 07:09:15 - 18፤ ጕዳይ ተውህቦ 07:37:17 - 19፤ ሕጊ ምእሙእ ጸገም 07:55:28 - 20፤ ናይ ጽቡቕ ልምድታት ምህናጽ ኣሉታዊ ጐኒ 08:19:54 - መደምደምታ፤ ምስጢር ነባሪ ወጻኢታት 08:25:43 - መቝሽሽ፤ ነዚ ሓሳባት ኣብ ዋኒን ንምትግባር ኣብዛ መጽሓፍ'ዚኣ ተጠቒሶም ዘለዉ ስእልታት ንምዕዛብ ኣብዚ ተወከሱ፤ https://drive.google.com/drive/folder... ንመጽሓፍ ኣቶማዊ ልምድታት ንምስትምቓር ኣብዚ ዓድጉዋ፤ https://dermaspublishers.com/#buy Discover more books and audiobooks in Tigrigna and other Eritrean languages from Dermas Publishers. ብትግርኛን ካልእ ቋንቋታት ኤርትራን ዝተጻሕፈ መጻሕፍትን ናይ ድምጺ መጻሕፍትን ኣብ ኣሕተምቲ ደርማስ ዳህስሱ። ኣብ መንኵብ ዓርሞሽሻት ንሰቐል!