У нас вы можете посмотреть бесплатно 📻ቀጥታዊ ፈነወ ራድዮ ቢቢሲ 10 መጋቢት 2026 | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
📻ቀጥታዊ ፈነወ ራድዮ ቢቢሲ 10 መጋቢት 2026 | BBC NEWS ትግርኛ 🇪🇹 ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ መንግስቲ ፌደራል ባጀት ብዘይምልኣኹ ስርዓተ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣብ ሓደጋ ከም ዝኣተወ ገሊፁ 🇪🇹 ኣብ ኢትዮጵያ ንወላዲቱ ዝቐተለ መንእሰይ ብዕድመ ልክዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ ተፈሪዱ 🇪🇹 ኣብ ዝሓለፈ ኲናት ትግራይ ዝተሳተፋ ኣባላት ሓይልታት ትግራይ ነበር፡ ዳግማይ ኲናት ከይውላዕ ይሰግኣ ሰናይ ምክትታል🌹 -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q