У нас вы можете посмотреть бесплатно Eritrean Catholic New Blin mezmur "ምቃቃ በኪት" the good shepherd ሕያዋይ ጓሳ 2023 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ህዝብ እግዚኣብሔር ። ኣብ ዘዘለኽምዎ ሰላምን ቅሳነትን እናተመነና፣ ኸም ፍቓድ ኣምላኽ ሓዳሽ መዝሙር ብቋንቋ ብሊን ምቃቃ በኪት (ሕያዋይ ጓሳ) ዘርእስታ ደበኽ ኢላትልና ኣላ እሞ፣ ሓቢርና ን ኣምላኽ ነመስግን። ኹሉ ኽብሪ ንቅድስቲ ስላሴ ይኹን!!!! ሰላም ወሰናይ ፍቁራት ተኸታተልቲ ቻነልና Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt ኣብዚ ቻነልና ዝፍኖ መንፈሳዊ መደባት ካብ ቁምስናና ኪዳነ ምሕረት ፍራንክፉርትን ከባቢኣን ኮይኑ ንሕና እዉን ብወገንና ንህዝብና ኣብ መንፈሳዊ ዕቤቶም ንምድጋፍ ተባሂሉ በዚ ዳርጋ ኩሉ ሰብ ዝጥቀምሉ ሜድያ ኣገልግሎትና ንህብ። ኣብዚ ቻነል ካብ ዝፍኖ መደባት: 1.እቲ ኣዉራ ኣገዳሲ ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኣምልኾ ጸሎት ዘየለ መስዋዕተ ቅዳሴ ነፍሲ ወከፍ ሰንበት በቋጻጽራ በርሊን ካብ ሰዓት 1:00 ድ.ቀ ይፍኖ። 2.ከምቲ ነፍሲ ወከፍ ሰንበት ናይ ባዕላ መንፈሳዊ ትርጉም ሒዛ ትመጽእ ናይቲ እዋኑ ዝተሰብከ ስብከት ንጽዕን። 3.ሓደስቲ መዛሙር ከምኡ ዉን ዝተደግመ ካቶሊካዊ መዛሙር ስሕት ኢልና ንጽዕን። 4.መሃርቲ ቃለ መሕተት ምስ መንፈሳዉያን ኣቦታትና ካህናት ነዳሉ። ካልኦት መደባት እዉን ...ወዘት ነዳሉ ስለዚ ነዚ መንፈሳዊ መደባትና ከምቲ ንኽብሪ እግዚኣብሔር ናባኹም ነቶም ትዕዘብዎ ንኽበጽሕ ወትሩ እንተግህ ካልኦት ኣሕዋት እዉን ክበጽሖም ብመንፈሳዊ ርድኢ SHARE ንበሎ።