• ClipSaver
  • dtub.ru
ClipSaver
Русские видео
  • Смешные видео
  • Приколы
  • Обзоры
  • Новости
  • Тесты
  • Спорт
  • Любовь
  • Музыка
  • Разное
Сейчас в тренде
  • Фейгин лайф
  • Три кота
  • Самвел адамян
  • А4 ютуб
  • скачать бит
  • гитара с нуля
Иностранные видео
  • Funny Babies
  • Funny Sports
  • Funny Animals
  • Funny Pranks
  • Funny Magic
  • Funny Vines
  • Funny Virals
  • Funny K-Pop

እቲ ነቢይ (The prophet - Kahlil Gibran) Tigrinya translation скачать в хорошем качестве

እቲ ነቢይ (The prophet - Kahlil Gibran) Tigrinya translation 5 лет назад

скачать видео

скачать mp3

скачать mp4

поделиться

телефон с камерой

телефон с видео

бесплатно

загрузить,

Не удается загрузить Youtube-плеер. Проверьте блокировку Youtube в вашей сети.
Повторяем попытку...
እቲ ነቢይ (The prophet - Kahlil Gibran) Tigrinya translation
  • Поделиться ВК
  • Поделиться в ОК
  •  
  •  


Скачать видео с ютуб по ссылке или смотреть без блокировок на сайте: እቲ ነቢይ (The prophet - Kahlil Gibran) Tigrinya translation в качестве 4k

У нас вы можете посмотреть бесплатно እቲ ነቢይ (The prophet - Kahlil Gibran) Tigrinya translation или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:

  • Информация по загрузке:

Скачать mp3 с ютуба отдельным файлом. Бесплатный рингтон እቲ ነቢይ (The prophet - Kahlil Gibran) Tigrinya translation в формате MP3:


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru



እቲ ነቢይ (The prophet - Kahlil Gibran) Tigrinya translation

ሓጺር ድሕሪ ባይታ ናይ ካህሊል ጂብራን[i] ጂብራን ኻሊል (Gibran Khalil) ኣብ 6 ጥሪ 1883 ኣብ ከተማ ብሻሪ ናይ’ዚ እዋን’ዚ ሊባኖስ ተወሊዱ። ኣዲኡ ካሚላ ትበሃል ነበረት። ኣቡኡ ድማ ኻሊል ይበሃል ነበረ። ካሚላ ንኻሊል መበል ሳልሰይቲ ሰበይቱ ነበረት። ብሰንኪ ሳዕቤን ድኽነት ናይ’ታ ስድራ ድማ ጂብራን ስሩዕ ትምህርቲ ኣይተማህረን። ይኹን ደኣምበር ኣቕሽቲ፡ ብስሩዕ መጽሓፍ-ቅዱስን ቛንቋ ዓረብን ካለኦት ቋንቋታት ሶሪያን መሃርዎ። ኣቦኡ ንጂብራን ማለት ኻሊል፡ ተቛማራይን ብዕዳ ዝተታሕዘን ነበረ። ኣብ ፍሉይ እዋን ድማ፡ ዕዱኡ ንምኽፋል ኣብ ምምሕዳር ግዝኣት ኦቶማን ተቆጺሩ ክሰርሕ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን’ውን እንተኾነ፡ ብምጥፍፋእ ተኸሲሱ ኣብ ቤት-ሞቑሕ ተዳጎነ። ከም ሳዕቤኑ ድማ ንብረቱ ተሓረጀ። ብድሕሪ’ዚ ካሚላ፡ ካብ ፍጹም ስእነት ንምግልጋል ንጂብራንን ንኸልተ ናእሽቱ ኣሓቱን ንዓቢ ሓዉን ሒዛ፡ ናብ’ቲ ቕድሚኣ ናብ ኣመሪካ ተሰዲዱ ዝነበረ ዓቢ ሓዋ፡ ናብ ስደት ኣምረሐት። ኣብ ሰነ 1895 ድማ ካሚላ ምስ ደቃ ሕ. መ. ኣመሪካ (ቦስቶን) ኣተወት። ኣብ መስከረም 1895 ጂብራን ኣብ ቤት-ትምህርቲ ክምዝገብ እንከሎ፡ ስሙ ብጌጋ ካህሊል ጂብራን (Kahlil Gibran) ተባሂሉ ተመዝገበ። ካብኡ ንደሓር ካህሊል ጂብራን ተባሂሉ ተጸወዐ። ካህሊል ወዲ 15 ዓመት ምስኮነ ብምኽሪ ኣዲኡን ዓቢ ሓውን፡ ናብ ሊባኖስ ተመሊሱ መበቆሉ ከጽንዕ ወሰነ። ናይ ካልኣይ ደረጃን መፈልምታ ላዕለዋይ ትምህርቱ ኣብ ሊባኖስ ድሕሪ ምጽናዕ፡ ኣብ 1902፡ ከምብሓድሽ፡ ናብ ቦስቶን፡ ኣመሪካ ተመልሰ። ናብ ቦስቶን ድሕሪ ምምላሱ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ሓንቲ ሓፍቱ ብሰንኪ ሕማም ዓባይ ሰዓል (ቲቢ) ዓረፈት። እቲ ዓቢ ሓዉ’ውን ደሕሪ ሓደ ዓመት ብተመሳሳሊ ሕማም ዓረፈ። ኣዲኡ’ውን ስዒባ ብሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ካብ ዓለም ተፈልየት። ብድሕሪ’ዚ፡ ንካህሊል እታ እንኮ ዝተረፈት ሓፍቱ ትኣልዮ ነበረት። እዚ ይኹን ደኣምበር፡ ካህሊል ስነጥበባዊ ፍርያቱ ከላልን፡ ምስ ውሩያት ሰባት ክፋለጥን ጊዜ ኣይወሰድሉን። ናይ መጀመርታ ስነ-ጥበባውያን ድርሰታቱ ብቛንቋ ዓረብ እኳ ኣንተነበሩ፥ ኣብ ሓጺር እዋን ብቛንቋ ኢንግሊዝ ክደርስ ጀመረ። ኣዝዮም ብዙሓት ሰነጥበባውያን ደርሰታትን ስራሓትን ድማ ኣፍረየ። “እቲ ነቢይ” (‘The Prophet”) ዘርእስታ ድርሰቱ፡ ካብ ኩለን እተን ዝደረስን መጻሕፍቲ እታ ኣዝያ ውርይቲ (ህብብቲ) ዝኾነት ስነጥበባዊት ድርስቱ እያ። ከም ውጽኢት ናይ ኩሉ ስነ-ጥበባዊ ድርስታቱን ጽሑፋቱን ድማ፡ ናይ ዕስራ ክፍለ ዘመን ኣዝዩ ውሩይ ስነጥበባዊ ደራሲ ኣብ ሕ. መ. ኣ. ተባሂሉ ክፍለጥ እንከሎ፥ ደድሕሪ ሽክስፒርን ላኡትጻን (Shakespeare and Lao-Tzu) ዝስራዕ ኣዝዩ ውሩይ ስነጥበባዊ ደራሲ ኣብ ዓለም ተባሂሉ ክጽዋዕ ዝበቕዐ ደራሲ እዩ። ካህሊል ጂብራን፡ ኣብ መበል 48 ዓመቱ፡ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 1931፡ ኣብ ኒውዮርክ (ሕ.መ.ኣ) ዓረፈ። ሌላ ምስ ድርሰት “እቲ ነቢይ” እዛ “እቲ ነቢይ” ዘርእስታ ድርሰት፡ ኣብ 1923 ትሓቲማ ካብ እትዝርጋሕ ጀሚራ ክሳብ ሕጂ ማለት ብድሕሪ ልዕሊ 90 ዓመታት’ውን እንተኾነ፡ ኣዝያ ጠቓሚትን ውርይትን ብቐጻሊ እናተሓትመት እትዝርጋሕ ዘላ መጽሓፍ እያ። ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ድማ፡ ናብ ልዕሊ 40 ቛንቋታት ተተርጉማ ኣላ። እሞኸ ደኣ ክሳብ ክንዲ'ዚ ዝኣክል ተነባቢትን ጠቓሚትን ክገብራ ዝኸእለ ሚስጥር እንታይ ኮን ይኸውን? እዛ ንኡሽተይ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ ፍቕሪ፡ መርዓ፡ ህጻናት፡ ህያብ፡ ብልዕን መስተን፡ ስራሕን ዕዮን፡ ሓጎስን ጓህን፡ ኣባይቲ፡ ክዳውንትን፡ ምሻጥን ምግዛእን፡ ሕግታትን፡ ንነጻነትን፡ ርትዒን ፍትወትን፡ ስቅያትን፡ ርእሰ-ግንዛበን፡ ምስትምሃርን፡ ዕርክነትን፡ ዘረባን፡ ግዜን፡ ጽቡቕ ግብርን ክፍኣትን፡ ጸሎትን፡ ርውየትን፡ ንጽባቐን፡ ሃይማኖትን፡ ንሞትን ናይ መወዳእታ ናይ ስንብታ ቃልን ዝሓቆፈት መጽሓፍ እያ። እዘን ኣስታት 26 ኣርእስትታት (ሕቶታት)፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ይኹን ንመጻኢ ንመነባብሮ ደቂ-ሰባት ኣዝየን ዘገድሳ ሸነኻት ህይወት እየን። ደራሲ ብኣዝዩ ዓሚቕን ዝምስጥን ስነ-ጥበባዊ ክእለት ንኹለን እተን ሕቶታት መልስታትን መብሪሂታትን ሂቡለን ኣሎ። ስለ’ዚ፡ ሚልዮናት ኣንበብቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ንመልሲታት እቲ ነቢይ ብህድኣትን ብምሉእ ኣቓልቦን ኣንቢቦሞ፥ ናይ’ቲ ኣብቲ ቃላት ተወቂጡ (ተዓቒሩ) ዘሎ ትርጉምን መቐረትን ጽባቐን፡ ብቐንዱ ድማ ነቲ ኣብ ዕለታዊ ህይወት ኣንበብቲ ዝገሃድን ዘጋጥምን ክውንነትን ትዕዝብትን ስለእተንጸባርቕን፡ ሓቅነት እተግህድን፡ ተደላይነት ናይ’ዛ መጽሓፍ፡ ዕዙዝን ቀጻልን ኮይኑ ይርከብ ኣሎ። ስለምንታይ ምትርጓም ኣድለየ? እዛ “እቲ ነቢይ” ዘርእስታ ናይ ካህሊል ጂብራን ድርሰት ናብ ትግርይና ንኽትርጎም ካብ ዝደረኹ ምኽንያታት እቲ ቐንዲ ንመሰረታውያን ሸነኻት ህይወት ብዑምቀት ትምርምር ብምዃናን፥ ትሕዝቶ ናይ’ታ መጽሓፍ፡ ምስ ድሕሪ ባይታ መብቆላዊ ሰረታትን ኣምነትን ባህልን ሊባኖስ፡ ምስ ባህልን፡ ኣምነትን፡ ልምድን ሰማዊ ቛንቛ ዝዛረቡ ህዝብታት ዝዛመድን ዝመሳሰልን ብምዃኑ እዩ። ስርዓተ ኣተራርኻን ኣጸሓሕፋን ደራሲ፡ ካብ ሰማዊ ቛንቋ ዓረብ ስለዝብገስ፡ ነቶም ቀንዲ ሓሳባትን ኣምራትን ብሰማዊ ቛንቋ ትግርይና ምትርጓም ንትሕዝቶን ተነባብነትን ተጠቃምነትን ኣዝዩ ከምዘስፍሕ ኣብ ግምት ዘእተወ እዩ።

Comments
  • Mar-07 ኣንጻር ኩሉ ኣቢ ጥፍኣቱ የቀላጥፍ I ኲናት ኢራን ንዞባና I ስዑዲ ብሕቡእ I ኢራን ንዓረብ መሊሳ I Eritrea vs Abiy’s Horn War 5 часов назад
    Mar-07 ኣንጻር ኩሉ ኣቢ ጥፍኣቱ የቀላጥፍ I ኲናት ኢራን ንዞባና I ስዑዲ ብሕቡእ I ኢራን ንዓረብ መሊሳ I Eritrea vs Abiy’s Horn War
    Опубликовано: 5 часов назад
  • Tigrigna Audio Bible, Listen to The Book of Psalms | ንባብ መጽሓፍ መዝሙር ዳዊት 8 лет назад
    Tigrigna Audio Bible, Listen to The Book of Psalms | ንባብ መጽሓፍ መዝሙር ዳዊት
    Опубликовано: 8 лет назад
  • ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ|ምሉእ ትረኻ መጽሓፍ | Tigrinia Audio Book By Mlubrhan Habtegebriel BANA - BOOKS - ባና መጽሓፍቲ 5 месяцев назад
    ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ|ምሉእ ትረኻ መጽሓፍ | Tigrinia Audio Book By Mlubrhan Habtegebriel BANA - BOOKS - ባና መጽሓፍቲ
    Опубликовано: 5 месяцев назад
  • 🔥 ሎሚ ሓድሽ ስምምዕ ኤርትራ #eritreancomedy #eritrea #eritreanmusic #eritreanmovie #awel SEID #hdmonanebarit 6 часов назад
    🔥 ሎሚ ሓድሽ ስምምዕ ኤርትራ #eritreancomedy #eritrea #eritreanmusic #eritreanmovie #awel SEID #hdmonanebarit
    Опубликовано: 6 часов назад
  • ዝሃብተመ ሰብ ኣብ ባቢሎን ( The Richest Man in Babilion) 3 года назад
    ዝሃብተመ ሰብ ኣብ ባቢሎን ( The Richest Man in Babilion)
    Опубликовано: 3 года назад
  • ዘይተጸዓዲት መንፈስ ዋርደ ኣል-ሃኒ  - The Rebellious Soul- Warda Al-Hani Kahlil Gibran (Tigrinya Translation) 4 месяца назад
    ዘይተጸዓዲት መንፈስ ዋርደ ኣል-ሃኒ - The Rebellious Soul- Warda Al-Hani Kahlil Gibran (Tigrinya Translation)
    Опубликовано: 4 месяца назад
  • Tigrigna Audio Bible, Listen to The Book of 1 Chronicles | ንባብ መጽሓፍ 1ይ መጽሓፍ ዜና መዋእል 8 лет назад
    Tigrigna Audio Bible, Listen to The Book of 1 Chronicles | ንባብ መጽሓፍ 1ይ መጽሓፍ ዜና መዋእል
    Опубликовано: 8 лет назад
  • ጥልቁን የ አይምሮ ክፍሎን እንደገና ፕሮግራም ለማድረግ የሚያስችሉ አዎንታዊ ማረጋገጫዎች - I am positive affirmations 2 года назад
    ጥልቁን የ አይምሮ ክፍሎን እንደገና ፕሮግራም ለማድረግ የሚያስችሉ አዎንታዊ ማረጋገጫዎች - I am positive affirmations
    Опубликовано: 2 года назад
  • SHIDA TV  2024 ጃክ ሩስያዊ ናይ ደርግ ሰላዪ ምዕራፍ ክልተ # 3ይ ክፋል 1 год назад
    SHIDA TV 2024 ጃክ ሩስያዊ ናይ ደርግ ሰላዪ ምዕራፍ ክልተ # 3ይ ክፋል
    Опубликовано: 1 год назад
  • ትረኻ መጽሓፍ ሕሰብ'ሞ ክትህብትም. Part 1 Think & Grow rich Tigrinya 1 год назад
    ትረኻ መጽሓፍ ሕሰብ'ሞ ክትህብትም. Part 1 Think & Grow rich Tigrinya
    Опубликовано: 1 год назад
  • Już nie ma odwrotu - wszyscy WRACAJĄ do silników spalinowych! 15 часов назад
    Już nie ma odwrotu - wszyscy WRACAJĄ do silników spalinowych!
    Опубликовано: 15 часов назад
  • Tigrigna Audio Bible, Listen to The Book of Isaiah | ንባብ መጽሓፍ ትንቢት ኢሳይያስ 8 лет назад
    Tigrigna Audio Bible, Listen to The Book of Isaiah | ንባብ መጽሓፍ ትንቢት ኢሳይያስ
    Опубликовано: 8 лет назад
  • — Full Audio Book ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ 1 год назад
    — Full Audio Book ስነ ልቦና ገዛእ ርእስኻ
    Опубликовано: 1 год назад
  • ዛንታ ፍጡር - ሓቀኛ ታሪኽ 1 год назад
    ዛንታ ፍጡር - ሓቀኛ ታሪኽ
    Опубликовано: 1 год назад
  • '' ጥበብ እያሱ ወዲ ሲራክ፣  2ይ ክፋል  ሙሉእ መጽሓፍ   (ምዕራፍ  28 - 51) ''  Audio Bible Tigrigna 4 года назад
    '' ጥበብ እያሱ ወዲ ሲራክ፣ 2ይ ክፋል ሙሉእ መጽሓፍ (ምዕራፍ 28 - 51) '' Audio Bible Tigrigna
    Опубликовано: 4 года назад
  • Eritrean true love story zanta fkri ሃይማኖት'ዶ ፍቕሪ full love story part 1-10  ሓቀኛ ዛንታ ፍቕሪ 5 лет назад
    Eritrean true love story zanta fkri ሃይማኖት'ዶ ፍቕሪ full love story part 1-10 ሓቀኛ ዛንታ ፍቕሪ
    Опубликовано: 5 лет назад
  • ትረካ -  ነብዩ | The Prophet | ካህሊል ጂብራን | Ethiopia | #tireka #ትረካ #ethiopia #amharicbooks #KahlilGibran 10 месяцев назад
    ትረካ - ነብዩ | The Prophet | ካህሊል ጂብራን | Ethiopia | #tireka #ትረካ #ethiopia #amharicbooks #KahlilGibran
    Опубликовано: 10 месяцев назад
  • Non stop ገያሺት ልቢ ካብ ምዕራፍ 1 ስጋብ ምዕራፍ 13 6 лет назад
    Non stop ገያሺት ልቢ ካብ ምዕራፍ 1 ስጋብ ምዕራፍ 13
    Опубликовано: 6 лет назад
  • [ምሉእ ትረኻ መጽሓፍ] እቲ ዝሓየለ ሸያጢ ኣብ ዓለም (ብድምጺ | Tigrigna Audiobook) | ኣሕተምቲ ደርማስ 9 месяцев назад
    [ምሉእ ትረኻ መጽሓፍ] እቲ ዝሓየለ ሸያጢ ኣብ ዓለም (ብድምጺ | Tigrigna Audiobook) | ኣሕተምቲ ደርማስ
    Опубликовано: 9 месяцев назад
  • ደንበ እንስሳዶስ ወይስ ደንበ ህግደፍ? ባዕልኹም ፍረዱ 12 лет назад
    ደንበ እንስሳዶስ ወይስ ደንበ ህግደፍ? ባዕልኹም ፍረዱ
    Опубликовано: 12 лет назад

Контактный email для правообладателей: u2beadvert@gmail.com © 2017 - 2026

Отказ от ответственности - Disclaimer Правообладателям - DMCA Условия использования сайта - TOS



Карта сайта 1 Карта сайта 2 Карта сайта 3 Карта сайта 4 Карта сайта 5