У нас вы можете посмотреть бесплатно "ባዕለይ ዝውንኖ ትካል ክህልወኒ እዩ ሕልመይ" ሄለን ተስፋይ ካብ ስደት ኬንያ | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሄለን ኣብ ትግራይ ከተማ ዓዲግራት ተወሊዳ ዓብያ። ኣብ ሞያ ምቕምቓም ፀጉሪ ተዋፊራ ባዕላ እትውንኖ ትካል ተካይድ ነይራ። ↪️👉🏽 ንቻናልና ሳብስክራይ ብግበሩ https://bbc.in/445Jzbz ኲናት ትግራይ ምውልዑ ስዒቡ ግን ካብ ሃገራ ናብ ጎረቤት ሃገር ኬንያ ክትስደት ተገዲዳ። ኣብዚ እዋን በቲ ትሰርሐሉ ዝነበረት ሞያኣ ተቖፂራ እናሰርሐት ኣብ ስደት ትርከብ። -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q