У нас вы можете посмотреть бесплатно ኣነ ንዓለም ተሰቂለ LYRICS V3 PASTOR DAWIT TQUABO 2025 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣነ ንዓለም ተሰቂለ ኣነ ንዓለም ተሰቂለ ንሳ ንዓይ ተሰቂላ ኣይድምቆን ንዕላላ ኣፈይ ኣይከፍትን'የ ንኽብራ ነዛ ከምዳስ እትቅንጠጥ ሎሚ ዘላ ጽባሕ ዘየፍለጠት ትዳሎ ዘላ ክትነድድ ብሓዊ ኣፈይ ኣይከፍትን ንናታ ክብሪ ሓላፊትያ ነዛ ከምዳስ እትቅንጠጥ ሎሚ ዘላ ጽባሕ ዘየፍለጠት ትዳሎ ዘላ ክትነድድ ብሓዊ ኣፈይ ኣይከፍትን ንናታ ክብሪ ይትረፈኒ ኦሆሆሆ ይትረፈኒ ናይ የሱስ ይሕሸኒ ኦሆሆሆ ይትረፈኒ ናይ የሱስ ይበልጸኒ ኣፈይ ኣይከፍትን ንኽብሪ ናይ ዓለም ናቱ ጌሩን'ዩ የሱስ ሓንሳብ ንዘልኣለም4/4/ ንኽብሩ'ዩ ቃንይዎ ጎሮሮይ ሓድሽ መዝሙር ኣንቢሩ ኣብ ልበይ እንትርፎ ንዕዑ ንኻልእ ነይጭድር ንኽብሪ ዓለም ፈጺመ ነይዘልል ብኽቡር ጽዉዓ እዩ ጸዊዑኒ ናይ በይኑ ክኾኖ ካብኣ'ዉን ፈልዩኒ ብምዱብ ግዚኡ ብዘይቱ ቀቢኡኒ ንኽብሩ እዝምር ባህ እንዳበለኒ/2/ ኣነ ንዓለም ተሰቂለ ንሳ ንዓይ ተሰቂላ ኣይድምቆን ንዕላላ ኣፈይ ኣይከፍትን'የ ንኽብራ ነዛ ከምዳስ እትቅንጠጥ ሎሚ ዘላ ጽባሕ ዘየፍለጠት ትዳሎ ዘላ ክትነድድ ብሓዊ ኣፈይ ኣይከፍትን ንናታ ክብሪ ሓላፊትያ ነዛ ከምዳስ እትቅንጠጥ ሎሚ ዘላ ጽባሕ ዘየፍለጠት ትዳሎ ዘላ ክትነድድ ብሓዊ ኣፈይ ኣይከፍትን ንናታ ክብሪ ይትረፈኒ ኦሆሆሆ ይትረፈኒ ናይ የሱስ ይሕሸኒ ኦሆሆሆ ይትረፈኒ ናይ የሱስ ይበልጸኒ ኣነን 'ቲዘሎንን ናይ የሱስ'የ ኣይኮንኩን ናይ ዓለም ንኽብሩ ተፈልየ'የ ካብኣ ናቱ'የ ዘልኣለም ጎይታ ኮ እቲ ዝፈጠራ መቃብር ምስ መግነዙ ጥራይ'ዩ ገዲፍላ ደሓር ዝገደደ ክምለስ ክፈርዳ ኣነስ ኣምሊጠየ ካብናታ ኣደዳ ዘየምለጥካ ኣምልጥ ካብ ናታ ኣደዳ ኣነ ድማ ከም ተምሃሪኡ ሃረርታ'ዩ ክነብር ንዕዑ ካብኣ ወጼ ደጊመ ነይምለሳ ፋዕራ 'ብለይን ነቲ ምብልጭላጫ ግዲ 'ብለይን ነቲ ምብልጭላጫ