У нас вы можете посмотреть бесплатно ሃብታም ኣተሓሳስባ ወይ ድኻ ኣተሓሳስባ? (ቤት ትምህርቲ ዘይመሃረና ምስጢር! A rich mindset or poor attitude? или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሃብታም ኣተሓሳስባ ወይ ድኻ ኣተሓሳስባ? (ቤት ትምህርቲ ዘይመሃረና ምስጢር! A rich mindset or poor attitude? ሰላም ኩቡራት ተዓዘብቲ! ኣብዚ ቪድዮ እዚ፡ እቲ ኣብ መንጎ ሃብታማትን ድኻታትን ዘሎ ዓቢ ናይ ኣተሓሳስባ ፍልልይ ብዝርዝር ክንርኢ ኢና። ሮበርት ኪዮሳኪ (Robert Kiyosaki) 'ቤት ትምህርቲ ኬድካ ደሞዝ ምጽባይ ግዜኡ ዝሓለፎ ሓሳብ እዩ' ዝብለሉ ምኽንያት እንታይ እዩ? ኣብዚ ቪድዮ ዘለዉ 50 ነጥብታት፦ ንብረትን ዕዳን ብኸመይ ንፈልዮም? ስለምንታይ እዮም ሃብታማት ግብሪ (Tax) ዘይከፍሉ? ብኸመይ ዕዳ ንረብሓና ንጥቀመሉ? እቲ ዝዓበየ ወፍሪ ኣብ ኣእምሮኻ ምዃኑ ተረዳእ። እዚ ቪድዮ እዚ ንኣተሓሳስባኻ ብምቕያር ናብ ቁጠባዊ ነጻነት ንክተምርሕ ዓቢ ሓገዝ ክኾነካ እዩ። ክሳብ መወዳእታ ተዓዘብዎ፡ ሼር ብምግባር ድማ ንኣሕዋትኩም ኣብጽሑሎም።" Tigrinya #Motivation #Success #WealthMindset #RobertKiyosaki #Eritrea #Ethiopia #ትግርኛ #ዓወት #ሃብቲ #ንግዲ #ቁጠባ #ትምህርቲ #ነጻነት #ኣተሓሳስባ #ትብዓት